Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ለውጢ ክሌማ ዝዝቲ መበል 64 ፎረም ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለውጢ ክሌማ ዝዝቲ መበል 64 ፎረም ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም፥ “ኣገለግሎት እንፈታ ለውጢ ክሌማ ስጉምቲ መፍትሒ ንምውሳድ” ዝበል መሪሕ ቃል ዘለዉዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ መድረኽ ትምበያታት ወርሒ ሰነ፣ ሓምለ፣ ነሓሰን መስከረምን…
ቻይና “ቺፕ” ንዘፍርይ ኣሜሪካዊ ኩባኒያ ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣሜሪካዊ ትካል መፍረ ሜሞሪ ቺፕ ዝዀነ ማይክሮን ቴክኖሎጂ ዝተሰርሐ ፍርያት ንሃገራዊ ድሕነት ሓደጋ ምዃኑ ገሊፃ።
ተቖፃፃሪ ሳይበርስፔስ እታ ሃገር ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፥ እቲ ዝዓበየ ሰራሒ ሜሞሪ ቺፕ ኣሜሪካ "ከቢድ ሓደጋታት…
ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም።
እቶም ሓይልታት ብኣደራዳርነት ኣሜሪካን ስዑዲ ዓረብን ኣቢሎም ኣብ ስዑዲ ከካይስዎ ዝፀንሑ ዘተ ዛዚሞም።
እቲ ዝተሳለጠ ድርድር ብዝምልከት ዋሽንግተንን…
ኣሜሪካ ምዕራባውያን መሻርኽታ ንዩክሬን ኤፍ-16 ዝዓይነተን ዘበናውያን ነፈርቲ ውግእ እንተቕሪበን ከምእትፈቅድ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምዕራባውያን መሻርኽታ ባዕላ ዝሰርሐተን ኤፍ-16 ዝዓይነተን ሓዊስካ ኣብ ዓለም ኣለዋ ዝበሃላ ዘበናውያን ነፈርቲ ውግእ ንዩክረይን ከዕጥቓ ፍቓድ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኣሜሪካ ጃክ ሰሊቫን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፥…
ጉባኤ ሊግ ዓረብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ሊግ ዓረብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ።
ብኲናት ሕድ ሕድ እትሕመስ ሩሲያ ድሕሪ 12 ዓመት ንፈለማ እዋን ኣብቲ ጉባኤ ትሳተፍ ኣላ።
ነታ ሃገር ብምውካል ፕሬዚዳንት በሽር ኣል ኣሳድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ናብ ጅዳ ከምዘቕንዑ…
ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ተወሳኺ ማዕቐብ ንምንባር ይዛተያ ኣላዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7፥ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን እትወስዶ ዘላ ስጉምቲ ደው ንክተብል ዝዓለመ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ተወሳኺ ማዕቐብ ንምንባር ኣብ ጃፓን ሄሮሺማ ይዛተያ ኣላዋ።
እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስ ንግዲ ሩሲያ ማዕቓብ ናይ ምንባር…
ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ 544 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ።
“እቲ ኣፅዋር ዩክሬን ንምዕጣቕ ጥራሕ ዝውዕል እንተኾይኑ ብግዝኣተይ ኣይሓልፍን” ነዚ ውሕስና ይወሃበኒ ክትብል ምሕታታ ኣር ቲ…
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ።
እቶም ፕሬዚዳንት ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት እተን ሃገራት ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።…
ኣብ መረፃ ፕሬዚዳንታዊን ፓርላማን ቱርኪ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረፃ ፕሬዚዳንታዊን ፓርላማን ቱርኪ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ።
ልዕሊ 64 ነጥቢ 1ሚሊየን ቱርካውያን፥ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ከገልግሉኒ እዮም ዝበሉዎም ፕሬዚዳንትን ኣባላት የፓርላማን ንምምራፅ ተመዝጊቦም።
በዚ ድማ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ መረፅቲ…
ጀርመን ንዩክሬን ዝኸውን ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ።
እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ በርሊን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዝሓዝዎ ትልሚ ስዒቡ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ።…