Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ክትጅምር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብወገን መስመር ጋዝ ያማል- ኣውሮፓ ኣቢላ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ከምትጅምር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም።
ኣብ ኣውሮፓ ሕፅረት ጋዝ ከምዝቐፀለ ዝሓሩ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር÷ ኣብቲ ቦታ…
ብሪታንያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ዝፈፀመቶ ምፍልላይ 33 ቢሊየን ዮሮ ኣስኢኑዋ-መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ዝፈፀመቶ ምፍልላይ(ብሪኤግዚት) 33 ቢሊየን ዮሮ ኣስኢኑዋ ክብል መፅናዕቲ ሓቢሩ።
እቲ መፅናዕቲ፥ ብሪታኒያ ነቲ ሕብረት ለቒቓ ምውፃኣ ኣብ ምዕባለ ኢኮኖሚኣ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዘዕረፈ ገሊፁ።
ኣብቲ…
ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ።
ሓበሬታ ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ከምዘመላኸቶ÷ እቲ ለበዳ ቫይረስ ኣብታ ሃገር ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ዘሎ ሰለስተ ዓመታት 100 ሚሊየን 2 ሺሕን 248 ሰባት…
በጀት መንግስቲ ፌዴራል ኣሜሪካ 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ በጀት እታ ሃገር 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ረቂቕ ኣቕሪቦም።
እቲ ናብ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝቐረበ ሕቶ በጀት ምስ ዝሓለፈ ዓመት አንትነፃፀር ኣዝዩ ብዙሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ካብቲ ዝተሓተተ…
ውሕመ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ንምሕጋዝ 20 ቢሊየን ዶላር ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ብንኡሱ ናብ 20 ቢሊየን ዶላር ክብ ንኽብል ዝሓትት ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ።
ውሕመ ዘቕረቦ ረቂቕ ብኢኮኖሚ ዝማዕበላ ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025…
ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ፀረ ሚሳኤል እንተልኢኻ ሩሲያ ግብረ መልሲ ከምትወስድ ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ዘበናዊ ፀረ-ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ትልእኽ እንተኾይና ኣድላዪ ዓፀፋዊ ግብረ መልሲ ክወስድ ኢ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ።
ኣሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ኣዚዩ ዘበናዊ ፀረ ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ንምልኣኽ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…
ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ።
ፕሬዚዳንት ኣ ሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዝገበርዎ ዘተን ብሓባር ንምስራሕ ዘርኣይዎ ድልየትን ስዒቡ እቲ እግድ ዝለዓል…
ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንምዝታይ ዳግም ዝተኣከበ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሕብረት ኣውሮፓ ሕዚ እውን ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕምዑ ከምዘይከኣሉ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መሸጢ ዋጋ ቀረብ ጋዝ ሕብረት ኣውሮፓ ብሜጋዋት ካብ 275 ዩሮ ናብ…
ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ረኺበ ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ።
ቱርኪ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ትርከብ ግዝኣት ሲርናክ እምባ ጋባር ዝረኸበቶ ክዙን ነዳዲ ምስተፃረየ 150 ሚሊየን በርሚል ከምዝኸውን ተሓቢሩ።
ፕሬዚዳንት…
ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን።
ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ፕሬዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ከልቲኣዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።…