Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢስላማባድ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ እታ ሃገር ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።
ኢምራን ካሃን ብገዕዝይና…
ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ቴክሳስ ሸሞንተ ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዕጡቕ ኣብ ሰሜን ዳላስ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ሞል ዕዳጋ ንዝነበሩ ሸሞንተ ሰባት ብጥይት ከምዝቐተለ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሞል ዝነበሩ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ክወፅኡ ከምዝኸኣሉን ሓደ ሰብኣይ ብዘይ ኣፈላላይ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ መገዲ ከምዝተኮሰ…
ኣሩዋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 109 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ምዕራባዊ ሩዋንዳ ዝወቕዐዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ክሳብ ሕዚ ህይወት 109 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡
እቲ ሓደጋ ኣብ ከባቢ ምዕራባዊ ሩዋንዳ ዝርከብ ሩባ ሴቤያ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ካብቲ ሓደጋ ውሕጅ…
ዓለም ለኸ ወጥሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ እንተዘይሃዲኡ ኣፍሪካ ንጉድኣት ክትቃላዕ ኢያ – ኣይ ኤም ኤፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቻይናን ኣሜሪካ ናብ ክልተ ቦታ ተኸፊሉ ዝተኻረረ ወጥሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ እንተዘይሃዲኡ ኣብ ኣፍሪካ ጉድኣት ቁጠባዊ ሃፍቲ ከብፅሕ ከምትኽእል ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣጠንቂቑ።
ኣይ ኤም ኤፍ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ሓበሬታ÷ “ኣብ…
ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ።
እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሱዳናዊያን ኣገልግሎት ማይ፣ ጥዕና፣ ኤሌክትሪክ ሓዊሱ መሰረታዊ እታዎታት ንክረኽቡ እቶም ተፃባእቲ ብህፁፅ ኲናት ጠጠው ብምባል…
ሩሲያ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ቀረብ ነዳዲኣ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ትልእኾ ቀረብ ነዳዲ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም።
ሩሲያ ኣብቲ ውሳነ ዝበፅሐት÷ ምዕራባውያን ማዕቐብ…
ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምንካይ 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ዘብፀሖ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘላቒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምርግጋፅን 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ።
ኮሚሽን ኣውሮፓ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ዝመደቡዎ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
እቲ በጀት ንመሓዙት ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንፁህ…
ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንሱዳን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ።
ካብዚ ብተወሳኺ ጎንፂ ብምህዳም ካብ ሱዳን ንዝወፅኡ ሰባት ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ፕሬዚዳንት ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ብስልኪ ተዛቲዮም።
ዘተ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት÷ ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝተገበረ ፈላማይ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ፕሬዚዳንት ሺ÷ ኣብ ሞንጎ…
ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን የውፃኣ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን ካርቱም ከውፅኣ ጀሚረን።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካጆ ባይደን÷ ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ስድረኦምን ሎሚ ነታ ሃገር ለቒቖም ከምዝወፅኡ ገሊፆም፡፡
እቶም ዲፕሎማሰኛታት ጦር…