Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ባቡር ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ምብራቓዊ ግዝኣት ኦዲሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ብዙሓት ባቡር ክሳብ ሕጂ ብውሕዱ ልዕሊ 260 ሰባት ከም ዝሞቱን 650 ከም ዝቘሰሉን ሰበስልጣን ገሊፆም። እቲ ቑፅሪ ካብዚ ንላዕሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ይግለፅ ኣሎ። ብሰንኪ እዚ ሓደጋ…

ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን። ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ኣኼባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።…

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን። እቲ ልምምድ ብታሪክ ሰለስቲአን ሃገራት ንፈለማ እዋን ዘካይድኡ ዘለዋ ኢዩ ተባሂሉ። ኣሜሪካ ኣብቲ ዞባ  ወታደራዊ ዲፕሎማሲኣ ክብ ንምባልን ስትራቴጂያዊ ረብሓኣ ንምሕላውን…

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ከምዘቋረፆ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ደው ምባል ተኲሲ ከምዘቋረፆ  ዲፕሎማቲክ ፍልፍላት ሱዳን ገሊፀን። ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ልዕሊ 100 ሺሕ ሱዳናዊያን ከምዝተመዛበሉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ። ጦሩ የአሁኑን ድርድር በይደር…

ሰሜን ኮርያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈታ ፈላመይቲ ሳተላይት ናብ ባሕሪ ከምዝወደቐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ናብ ህዋ ክትልእኻ ዝሓሰበታ ፈላመይቲ ሳተላይት ሓደጋ ኣጓኒፉዋ ናብ ባሕሪ ከም ዝወደቐት ገሊፃ። እታ ሃገር ቅድም ክብል ወተሃደራዊ ምንቅስቓሳት ኣሜሪካ ንምክትታል 11 ሰነ 2023 ዓ.ም.ፈ ሳተላይት ከወንጭፍ እየ ኢላ ምንባራ ይዝከር።…

ኣብ ሞስኮ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ሩሲያ ዝኾነት ሞስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ልዕሊ ህንፃታት እታ ከተማ መጠናዊ ዕንወት ከም ዝበፅሐ ሰብ መዚ እታ ከተማ ኣፍሊጦም። ከንቲባ ከተማ ሞስኮ ሰርጀ ሶብያኒን ኣሰካፊ ዝብሃል ዕንወት ከም ዘየጋጠመ ብምግላ፥…

ስምምዕ ምቁራፅ ተዂሲ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ንሓሙሽተ መዓልቲ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃባእቲ ወገናት ሱዳን ኣብ ጅዳ ብመንጐኝነት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ስምምዕ ምቍራፅ ተዅሲ ንሓመሽተ መዓልታት ክቕፅል ከምዝተሰማምዑ ሸምገልቲ ሃገራት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘውፀአኦ ሓባራዊ መግለፂ ኣፍሊጠን። እተን…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘለዉ ተጎዳእቲ ንምድጋፍ ዘኽእል 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘለዉ ተጎዳእቲ ንምድጋፍ ዘኽእል 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ገንዘብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኬኒያን ሶማሊያን ዝርከቡ ኣስታት 32 ሚሊየን ዘኾኑ ዜጋታት ደገፍ ንምግባር ዝሕግዝ…

ንግስቲ ሙዚቃ ሮክ ኤንድ ሮል ቲና ተርነት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዋትስ ላቭ ጋት ቱ ዱ ዊዝ ኢት”፣ “ዘ ቤስት” ብዝብሉ ዘመን ተሳገርቲ ሙዚቃታት እትፍለጥ ንግስቲ ሙዚቃ ሮክ ኤንድ ሮል ቲና ተርነት ኣብ መበል 83 ዓመታ ዓሪፋ። እታ ስነጥበባዊት ካብ ቀረባ ዓመታት ጀሚሩ ብሕማማት መንሽሮ፥ ስትሮክን ኵሊትን…

ዋትሳፕ ተጠቀምቲ ዝልኣኹዎ መልእኽቲ “ኤዲት” ንክገብሩ ከፍቅድ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋትሳፕ፥ ተጠቀምቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምልኣዀም ኣብ ውሽጢ 15 ደቓይቕ ነቲ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ክእርሙ ወይ “ኤዲት” ክገብሩ ከፍቅደሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዋትሳፕ፥ ኣካል ንማሕበራዊ መራኸቢታት ፌስቡክን ኢንስተግራምን ዝውንን ኣሜሪካዊ ኩባኒያ ቴክኖሎጂ…