Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ 2022 ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ምክትል ቻንስለርን ሚኒስትር ጉዳያት ኢኮኖሚን ጀርመን ሮበርት ሃቤክ፥ መንግሰቲ ጀርመን ንምንቅስቓስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ደገፍ…
ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም።
ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ…
ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻል ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻልን ኢነርጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ÷ ምስ ንጉስ እታ ሃገር ሰልማን ቢን ኣብዱል ኣዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ 5ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ፤ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ።
ስነ-ስርዓት ምፍናውን ፍትሓትን እቶም ፓትሪያርክ÷ ፕረዝዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂን…
ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ፖለቲካ ቅልውላው እታ ሃገር ጠጠው ንምባል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ፖለቲካ ቅልውላው እታ ሃገር ጠጠው ንምባል ብሲቪል ዝምራሕ ናይ ስግግር መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ሱዳን ኣብዱልፈታህ ኣል-ቡርሃንን ሲቪል…
ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።
ኣባላት እቲ ሕብረት ፍሪያት ነዳዲ ሩሲያ ብበርሚል 60 ዶላር ኣሜሪካ ንክሽየጥ ምስምዕማዐን ዕላዊ ገይረን።
ብመሰረት እዚ እተን ሃገራት ካብቲ ዝተቐመጠ ዋጋ ንከይገዝኣ…
መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ካሊፍ” ብምባል ዝፅውዖ መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።
ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ኣብ ኲናት ከምዝተቐተለ ምክትል መራሒ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ምግላፁ ኣርቲን…
ኣሜሪካ ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ቅድሚ ምውንጫፋ ቅድመ መጠንቀቕታ ዝህብ ስርዓት ክትዝርግሕ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤላት ቅድሚ ምውንጫፎም ቅድመ መጠንቀቕታ ክህብ ዝኽእል ስርዓት ክትዝርግሕ ምዃና ኣሜሪካ ኣፍሊጣ።
ትማሊ መቐመጢኡ ኣብ ዋሸንግተን ዝገበረ ሚቼል ዝተብሃለ ትካል ምርምር ኣየርን ጠፈርን ኣሜሪካ÷ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት…
ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደኒ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝተዋፈረት ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ።
እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ከምዝተሓምሸሸት…
ሺ ጂንፒንግ ቻይና ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፥ ሃገሮም ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም
ሰሜን ኮሪያ ሓያሎ ቁፅሪ ዘለዎም ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ንመራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።…