Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሓይሊታት ሱዳን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ውግእ ከምዝቐፀሉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን24 ሰዓት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ገይሮም ይንበሩ እምበር ውግእ እናቐፀሉ ከምዝርከቡ ተገሊፁ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢድ ብምእታው ምስ ኣሸማገሎምን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምስፈፀሙን፤ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኲናት…

4ይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ጎንፂ ሱዳን 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሕይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን መሓመድ ሃምዳን…

ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊታትን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መዓልቱ ዘቑፀረ ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን…

ኣብ ኣውሮፓ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ፊንላንድ ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፊንላንድ ዝተሃነፀ እቲ መብላዕልዒ፥ ኣብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነን ብሰዓት 1 ነጥቢ 6 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ከምዘለዎን ተሓቢሩ፡፡ ብግዝፈቱ ድማ…

ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘለዎ ዝተጋነነ ግደ ነቒፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት “ዶላር ሸርፊ ንኽኸውን ዝወሰነ መን ኢዩ? ብምባል” ዶላር ኣሜሪካ መተዓዳደጊ ምዃኑ ነቒፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ…

ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት መንእሰይ ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት ኣባል ሃገራዊ ሓለዋ ኣየር እታ ሃገር ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ። እቲ ጃክ ተሸይራ ዝተብሃለ መንእሰይ፥ ነቶም ሰነዳት ኣብ ናይ ኢንተርነት ጌም መፃወቲ ቻትሩም ከምዝዘርገሖም…

ፅባሕ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ዝቕባበ ዋጋን ዩክሬንን ክመክር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ዝቕባበ ዋጋን ዩክሬንን ከምዝመክር ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ፥ ጃፓን ብኣቦ መንበርነት ከምትመርሖ እውን ሚኒስቴር ገንዘብ እታ ሃገርብምፅራሕ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡ ሸ ውዓቲአን ብኢኮኖሚ…

ኔቶ ልዑል ዝበሎ ጥሙር ልምምድ ሓይሊ ኣየር ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ዝዓበየ ጥሙር ልምምድ ሓይሊ ኣየር ከምዘካይዳ ተገሊፁ። ብመሪሕነት ሓዪሊታት ጦር ጀርመን ከምዝካየድ ዝተሓበረ እቲ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ወታደራትን 220 ጦር ኣውሮፕላናትን ከሳትፍ ኢዩ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭድሚር ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሰሳተፉ ኣንጊዶም። ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሓለፍቲ ትካላት እቲ ዞባን ዝሳተፉሉ ምዃኑ ብምግላፅ፥ በዚ ሕጉሳት ኢና ምባሎም ስፑትኒክ ፀብፂቡ። እቲ ጉባኤ…

ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ክዝትዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ሎሚ ክዝትዩ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ዴር ሌየንን ንሰለስተ መዓልቲታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ  …