Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅ ኣብ መናእሰይ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ብሩህ ንምግባርን ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅን ኣብ መናእሰይ ክስርሑ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኒጀር ይካየድ ምስ ዘሎ ስሩዕ…
ቱርኪ ዓመፅቲ ኩርድ ይርከቡዎም ኢዮም ኣብ ዝበለቶም 500 ዝኾኑ ዒላማታት መጥቃዕቲ ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ኢራቕ ሶሪያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ኩርድ ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ ኣየር 500 ዝኾኑ ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ።
ቱርኪ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘካየደቶም መጥቃዕቲ ኣየር እቶም ዓመፅቲ ዓሪዶምሎም ኢዮም ዝበለቶም 471 ዒላማታት…
ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሑዱ 160 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
ካልኦት ብኣማኢት ዝቑፀሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
እቲ 5 ነጥቢ 6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ…
ብለውጢ ንብረት ኣየር ግዳይ ንዝኾና ሃገራት መከሓሓሲ ዝኸውን ፍሉይ ፈንድ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ዝማዕበላ ሃገራት ብዝለቀኦ ካርበን ዝበፅሕ ብኽለት ጉድኣት ንዝበፅሐን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት መከሓሓሲ ዝኸውን ፍሉይ ፈንድ ንኽጣየሽ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውሳነ ኣሕሊፉ።
ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል-ሼክ…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 52 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣየርላንድ ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 52 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣየርላንድ ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ ማዕቐብ መንግስቲ ኣየርላንድን ሰብ መዚኡን ብዘሰጉሙዎ ፀረ-ሩሲያ ቅዋም ምኅንያት ዝተነበረ…
ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 2024 ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣብ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ንሪፐብሊካን ወኪሎም ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም።
ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ብጆ ባይደን ተሳዒም ኣብ 2021 መንበረ…
መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ባሊ እናተሳለጠ ይርከብ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎ ዘተ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከተኩር ኢዩ ተባሂሉ፡፡
“ብሓድነት ነንሳዕርር፣ ንጠንክር” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ኣውሮፕላናት ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ደርበይቲ ቁምቡላ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ።
እተን ታሪኻውያን ኣውሮፕላናት÷ ኣብ ከተማ ዳላስ ምርኢት ኣየር እናርአያ ኣብ ዝነበራሉ እዋን ከምዝተጋጨዋ ተሓቢሩ፡፡
ብዝተፈጠረ…
ፕሬዚዳንት ባይደንን ዢን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክዛተዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ንፈለማ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ንፈለማ እዋን ብኣካል ብምርኻብ ክዛተዩ ኢዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ኣብ ባሊ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኢዮም…
ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ክጅምራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ንምዝታይ ክራኸባ ኢየን።
ዲፕሎማሰኛታት ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ግብፂ ከምዝራኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኔድ ፕራይስ ምዝራቦም ኣር ቲ ፍልፍል…