Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካ ምስ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ወታደራዊ ልምምድ ጥሙር ሓይሊ ባሕር ምክያድ ጀሚረን፡፡ እቲ ወታደራዊ ልምምድ ብኣሜሪካ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ብኒውክሌር ትንቀሳቐስን ኣውሮፕላን ተርሽከምን ዓባይ መርከብ ኣሜሪካ ተሳታፊት ከምዝኾነት ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡…

ዓለም ለኸ ዋጋ ነዳዲ ምውሳኹ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ለኣኽቲ ነዳዲ“ኦፔክ” ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ዘቕርብኡ መጠን ነዳዲ ንምቕናስ ምውሳነን ኣፍሊጠን። እተን ሃገራት ብ1 ነጥቢ 16 ሚሊየን በርሚል ንምቕናስ ምስምዕመዐን ተሓቢሩ። ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ስምምዕነተን ተግባራዊ ክገብራ…

ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ብምጥቃም ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። ኣብቲ ወታደራዊ ልምምድ ልዕሊ 3 ሺሕ ወታደራት ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ 300 ዝበፅሕ ሚሳኤል ድማ ኣብ ረብሓ ከምዝወዓለ ኣልጄዚራ…

ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝተወለዐ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ሚሲሲፒ 25 ሰባት ህይቶም እንትሓልፍ÷ ኣብ ግዝኣት ኣልባማ ድማ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ፡፡ እቲ…

ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ኒውክሌር ዝሽከም ናይ ውሽጢ ማይ ድሮን ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኒውክሌር ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ ኣልቦ ናይ ውሽጢ ማይ ኣውሮፕላን (ድሮን) ፈተነ ምክያዳ ማዕኸን ዜና እታ ሃገር ገሊፁ፡፡ እታ ድሮን ካብ 80 ክሳብ 150 ሜትሮ ትልቀት ኣብ ውሽጢ ዘለዎ ማይ ልዕሊ 59…

ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።…

መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…

ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” – ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወንን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ፥ ናብ ሩሲያ ዑደት ኣብ ዝጀመሩሉ እዋን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ…

ኣብ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ትማሊ ዕለት ብኣቆፃፅራ ሰዓት ማላዊ ከባቢ ሰዓት 7 ዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ (ሳይክሎን) ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ፡፡ ኣብ…

ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል…