Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

“ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሸክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 27 ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር፤ “ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም። ለውጢ ንብረት ኣየር ናስዐቦ ዝርከብ ሓደጋ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ኣብ ዝተገበሩ ኣኼባታት ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ብምኽኒያት እቲ ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ ዝበፅሑ ዘለዉ ፅዕንቶታት ከም ኣህጉር እኹል…

ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)49 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ። ካብ ዳሬሰላም ናብ ከተማ ቡኮባ እናተጓዓዘት ዝነበረት እታ ኣውሮፕላን÷ ኣውሎ ንፋስን ከቢድ ዝናብን ከመዘጋጠማን ንምሕምሻሻ ምኽንያት…

ኣብ መረፃ እስራዔል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራዔል ዝተኻየደ መረፃ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም። ኮሚሽን ማእኸላይ መረፃ እታ ሃገር ውፅኢት መረፃ ዕላዊ ገይሩ። ንእስራኤል በቀዳማይ ሚኒስትርነት እናመርሑ ዝፀንሑ ያይር ፐላፒድ እውን ንተናሓናሒኦም ፀዊዖም እቲ ውፅኢት ከምዝቕበሉዎ…

ሰሜንን ደቡብ ኮሪያ ተኹሲ ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜንን ደቡብ ኮሪያ ተኹሲ ከምዝተለዋወጣ ተገሊፁ፡፡ ክልቲአና ሃገራት ዝተለዋወጠኦም መጥቃዕቲ ሚሳኤላት÷ ጉድኣት እንተይኣብፅሑ ኣብ ጥቓ ጠረፍ ባሕሪታት ከምዝዓለቡ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ሰሜን ኮሪያ ኣቐዲማ ዝፈነወቶ ሚሳኤል ሶኮቾ ካብ ዝተብሃለት…

ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ከምዝተፈራሪማ ተገሊፁ። ላዕለዋይ በዓል መዚ ቴህራን÷ ዓብዪ ኩባኒያ ኣፍራዪ ጋዝ ሩሲያ ምስ ዝኾነ ጋዝፕሮም 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ንምፍፃም ውዕሊ…

ሩሲያ መተሓላለፊ መስመር ፍሪያት እኽሊ ፀሊም ባሕሪ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፍሪያት እኽሊ ናብ ዕዳጋ ዓለም እትልእኸሉ መስመር ፀሊም ባሕሪ ዳግም ዓፂያ። እቲ መስመር ዝዓፀወትሉ ምኽኒያት፥ ዩክሬን ንመተሓላለፊ ፍሪያት እኽሊ ዝተፈቐደ መስመር ንወተሃደራዊ መንቅስቓስ ኣገልግሎት ተውዕሎ ኣላ ብዝብል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ ነረፃ ቅድሚ ሕዚ ነታ ሃገር ዝመርሑ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ ዣዬ ቦልሶናሮ ብምስዓር ተዓዊቶም። ኣብ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሉላ ዳ ሲልቫ 50 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ክዕቱ ክኢሎም።…

ኢሎን መስክ ዕድጊት ትዊተር ብ44 ቢልዮን ዶላር ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና እቲ ዝሃብተመ ሰብ ኢሎን መስክ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ከምዝዓደጐ ተገሊፁ። ላዕለዋይ ሓላፊ ትዊተር ፓራግ ኣግራዋል ዝርከቦም ብዙሓት ሓለፍቲ ትዊተር ካብ ስራሕ ከምዝተሰጐጕ’ውን ይሕበር ኣሎ። ኢሎን መስክ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኢራን ኣብ ልዕሊ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ ነግብረ ራ”ዕዲ ይድግፉ ኢዮም ዝበለቶም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሁሴን አሚር አብዱላሂያን፥ እቲ ማዕቐብ ዝተነበረሎም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ግብረራዕዲነትን ግብረ…