Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ፍሬዲ ዝበሃል ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተሰሚዑ።
ልዑል ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ዘለዋ ከተማ ብላንታየር ጥራሕ ኣስከሬን 85 ሰባት ከምዝተረኸበ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
ብልዑል ዝናብ ዝተዓጀበ…
ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…
ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም ተመረጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም።
ፕሬዚዳንት ሺ፥ እታ ሃገር ካብ ምምራሕ ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ማእኸላይ ወታደራዊ ኮሚሽን ብምዃን ከምዝሰርሑ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ኤምባ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡…
ሕማም ኮሌራ ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕማም ኮሌራ ድሕሪ 20 ዓመታት ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ።
ቅልውላው ኢኮኖሚ፣ ለውጢ ክሌማን ፅዕንቶ ቫይረስ ኮሮናን እቲ ሕማም ብቕልጡፍ ንክላባዕ ዝገብሮ ዘለዉ ምኽኒያታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ጀርመን ንቻይና ኣጠንቂቓታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ማዕብ ከምዝፅበያ ኣጠንቂቖም።
ሹልዝ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ተተሓሒዙ፥ ቻይና ኣብ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዓባይ…
ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣፍሊጦም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቂን ጋንግን ናይ ህንዲ መዘነኦም ሱራህማንያም ጃይሻንካርን ኣብ ህንዲ ኒው ደልሂ ዝተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ናይጀሪያ ቦላ ቲኑቡ ምስዓሮም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ናይጀሪያ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ብዓወት ሕፁይ ገዛኢ ፓርቲ ቦላ ቲኑቡ ምዝዛሙ ተገሊፁ።
ዘይሻራዊ ኮሚሽን መፈፀሚ መረፃ እታ ሃገር ከምዝሓበሮ፥ ነበር ኣመሓዳሪ ሌጎስ ቦላ ቲኒቡ 8 ነጥቢ 79 ሚሊየን ድምፂ…
ኣብ ቱርኪ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 34 ቢሊየን ዶላር ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 34 ቢሊየን ዶላር ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ባንኪ ዓለም ገሊፁ።
እቲ ጉድኣት ኣርባዕተ ሚኢታዊት ሓፈሻዊ ዕብየት ውሽጢ ሃገር ከምዝሽፍን ተሓቢሩ።
ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝኾነ ግምት ጉድኣት ዝሓዘ…
ቻይና ኲናት ሩሲያ – ዩክሬን ብሰላም ብምፍታሕ ዕርቂ ንኽወርድ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዩክሬን ኣፅዋራት ምልኣኽ ሳላም ኣየምፅእን፤ እኳ ደኣስ ሞስኮ ኪየቭን ተዘራሪበን ፀገመን ብሰላም ክፈትሓ ይግባእ ክትብል ቻይና ሓቲታ፡፡
ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ሓደ ዓመት ምድፋኑ ስዒቡ፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ነተን ሃገራ…
ሩሲያ ምስ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ወተሃደራዊ ልምምድ ትገብር ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ወተሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ትገብር ኣላ።
“ሞሲ ሁለት” ተባሂሉ ዝተሰየመ እቲ ልምምድ፥ ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ደቡብ ኣፍሪካ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ።
ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት እቲ ልምምድ ፕሬዚዳንት ደቡብ…