Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ኣፍሊጦም።
ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተውፃእፅኡ 99 ሰብ ሞያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሩዎ ውፅዕቲ መፅናዕቲ ጥዕና÷ ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ…
ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም።
ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ብምትካእ ከምዝተመረፁ ይፍለጥ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ንንጉስ ቻርለስ ኣብ ቤተ መንግስቲ ቤኪንግሃም…
ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም።
ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ንምትካእ ተቐባልነት ረኺም።
ተናሓናሒ ሱናክ ብምዃን ዝቐረቡ ፔኒ ሞርዳውንት ንባዕሎም…
ኢራን 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ክትሸይጥ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ዘፍረየቶም 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ንምሻጥ ስምምዕነት ኩንትራት ከምዝኸተመት ተገሊፁ።
ኢራን ኣብዚ ሕዚ እዋን 85 ሚኢታዊ ዝኸውን ምስ ቀረብ ጋዝ ተተሓሒዙ ኣፅዋርን ናውቲን ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ…
ኢራን ኣብ ልዕሊ ሰብ መዚን ትካላትን እንግሊዝ ማዕቀብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢራን ግብረ ራዕዲ ደጊፎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ሰብ መዚን ትካላትን እንግሊዝ ማዕቀብ ኣንቢራ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን÷ ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያንን ብምድጋፍ፣ ብምልዕዓል፣ መጥቃዕቲን ፅልኢን ብምቕስቃስን ኣብ ጥሕሰት ሰብኣዊ…
ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን።
ሊዝ ትረስ ቅድሚ 44 መዓልታት ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ብምዃን ምምራፀን ይዝከር።
እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር፥ “ናብ ስልጣን ዝመፃእኹ ኢኮኖሚያዊን ዓለም…
እስራኤል ሕቶ ኣፅዋር ዩክሬንን ውድቂ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ናብ ዩክሬን ኣፅዋር ከምዘይትልእኽ ኣፍሊጣ፡፡
ሚኒስትር ፍትሒ እስራኤል ጊዴኦን ሳኣር ÷ “ንዩክሬን ንገብሮ ሓገዝ ቀረብ ኣፅዋር ኣየካትትን፤ ኣብዚ ጉዳይ ለውጢ ቅዋም ኣይገበርናን” ኢሎም፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ዳያስፖራ እስራኤል ዝኾኑ…
ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን።
ሩሲያ 108 ደቂ ኣኒስቲዩ ናይ ዩክሬን ወታደራት ሰዲዳ።
ዩክሬን ድማ ብኣብዝሓ ስቪላት ዝኾኑ 110 ሩሲያውያን ከምዝሰደደት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኣፍሊጡ።…
ኣባል ሃገራት ኔቶ ንዩክሬን ሓገዝ ኣፅዋር ምክልኻል ሚሳይል ንምሃብ ቃል ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባል ሃገራት ኔቶ ንዩክሬን ሓገዝ ኣፅዋር ምክልኻል ሚሳይል ንምሃብ ቃል ኣቲየን።
እተን ሃገራት፥ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ከተማ ኪቭ መጥቃዕታት ሚሳይል ድሕሪ ምፍፃማ እተን ኣባል ሃገራት ኔቶ ንኪቭ ምዕቡል ኣፅዋር ምክልኻል ኣየር ክህባ ምዃነን…
ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበረቶ እገዳ ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበርዎ እገዳ ኣናዊሖም።
ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ክሬሚያ ናብ ሩሲያ ድሕሪ ምሕዋሳ ምዕራባውያን ኣፈልጦ ኣይንህብን ምባሎምን ማዕቐብ መንባሮምን ይዝከር።
ነዚ…