Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ኣብ ዝንበር ማዕቐብ ብዝምልከት ኣብ ዕልባት ዘይምብፅሑ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 16፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ኣብ ዝንበር ማዕቐብ ብዝምልከት ኣብ ዕልባት ዘይምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ሕብረት ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ንመበል ዓስራይ እዋን ማዕቀብ ንምንባር ኣብ ዝገበሮ ዘተ ዘይምስምማዑ ስዒቡ ውሳንኡ ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።…

ኔቶ ንዩክሬን ጀታት ጦር ከይቐርባ ከልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንዩክሬን ጀታት ጦር ከይቐርባ ውሳነ ምሕላፈን ተገሊፁ። ዋላ እኳ ኪየቭ ንምዕራባውያኑ ፈተውታ ደጋጊማ ዘበናዊ ጀታት ጦር ክልእኻላ ትጎስጉስ እምበር ሰማዒ እዝኒ ኣይረኸበትን ተባሂሉ፡፡…

ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ። ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ሃታይ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 4ን 5 ነጥቢ 8 ዝተዓቀነ ሓዱሽ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። ብምኅንያት እቲ ርዕደ መሬት፥ ክሳብ ሕዚ ሓሙሽተ ሰባት…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 የካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝተፈላለዩ  ዛዕባታት ብምድሃብ ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፕሬዚዳንት…

ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ፈተነ ሚሳኤል ሎሚ ንጎሆ ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ፈተነ ሚሳኤል ከምዘካየደት ተገሊፁ። ፒዮንግያንግ ኣብ ወሰን ምብራቓዊ ባሕሪ ፈተነ ሓፂር ርሕቐት ባለስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ሰብ መዚ ደቡብ ኮሪያ ተዛሪቦም። ሰራዊት ደቡብ ኮሪያ እውን ንክልቲኦም ፈተነታት ሚሳኤል…

ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ። ሰራሕተኛታት ነብሲ ኣድሕን ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃዕ መሬት ብኣቦራ ዝተሸፈኑ ከተማታት እንትፀርያ ብህይወት ዝተረፉ ሓደ ህን፣ ሓንቲ ጔል ኣነስተይቲን…

ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ተዛሪቦም። ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ዘለዋ ፍርያት ዘይቲን ነዳዲን “ፈተውቲ” ንዝበለተን ሃገራት ንምልኣኽን ሓፈሻዊ ቀረብ ድማ ካብ 75…

ኣሜሪካ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኖርድ ስትሪም ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ሞስኮ ናብ በርሊን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ “ኖርድ ስትሪም” ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ከምዝበሉዎ÷ ኣሜሪካ ምትሕብባር ጀርመንን ሩሲያን ከም ስግኣት ትሪኦ ኣላ፡፡…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ከምዘንበረት ተገሊፁ። እቲ ማዕቐብ ዝተነበረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣሜሪካ(ፔንታጎን)”ስለላ” ኢዩ ኢሉ ዝጠርጠሮ ተንሳፋፊ ጓንቲ ቻይና ብሚሳኤል ወቒዑ ድሕሪ ምውዳቑ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ምስ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 33 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ቤተሰብን ዴሞክራትን ሪፐብሊካንን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ፥ ዋሺንግተን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙናት “ንሩሲያ ሓገዝ ኣፅዋር ይገብሩ ኢዮም” ብምባል ኣብ ልዕሊ 22 ውልቀ…