Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ዓለም ዘለዋ 54 ሃገራት ህፁፅ እፎይታ ልቓሕ ከምዘድልየን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብብርኪ ዓለም ብውሑዱ 54 ኣብ ዕቤት ዝርከባ ሃገራትን ሓዊሱ ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ 25 ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ዝኸፍአ ድኽነት ከይኣትዋ ህፁፅ እፎይታ ልቓሕ የድልየን” ክብል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ትማሊ ኣብ…

ኔቶ ምስ ሩሲያ ናብ ኲናት ከምዝኣተወ ኣሚኑ ኢዩ – ሜድቬዴቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ምስ ሩሲያ ናብ ኲናት ከምዝኣተወ ዋና እቲ ትካል ዬንስ ስቶልተንበርግ ብተዘዋዋሪ ኣሚኖም ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዴቭ ገሊፆም፡፡ ስቶልተንበርግ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ትማሊ ሰሉስ ኣብ…

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብልዑል ሙቐት ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከስዕብ ኢዩ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምውሳኽ ልዑል ሙቐት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2030 ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጥማ ተገሊፁ። ዓለም ለከ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣብ መጥቃዕቲ ድልድል ክሬሚያ ኢድ ኣገልግሎት ድሕንነት ዩክሬን ኣለዎ – ቭላድሚር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጥቃዕቲ ድልድል ክሬሚያ ኢድ ኣገልግሎት ድሕንነት ዩክሬን ከምዘለዎ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ÷ እቲ ሓበሬታ ዕላዊ ዝገበሩ ሓላፊ ኮሚቴ ምርመራ ገበን ሩሲያ ኣሌክሳንደር ባስትሪኪን ብዛዕባ እቲ…

ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ብዝተነበረ ዘይዕዉት ማዕቀብ ቀስብቐስ ትደሚ ኣላ – ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቀብ ንኸልዕል ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን ሓቲቶም፡፡ ቪክቶር ኦርባን÷ “እቲ ማዕቀቡ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠውከብል ዘይከኣለ ስለዝኾነ ንኣውሮፓ ካብ ምጉዳእ ወፃእ ዝረብሖ ነገር የለን”…

ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ባላስቲክ ሚሳኤላት ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ሎሚ መዓልቲ ኣወንጪፋ። ኣሜሪካ ተዋጋእቲ ወተሃደራታን ኣፅዋር ኲናት ዝስከም መርከባን ኣብ ኣብ ልሳነ ምድሪ ኮሪያ መውፋራ ስዒቡ ኢዩ ተወሳኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ዘወንጨፈት…

ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ “ኣውሎ ንፋስ ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ “ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ። ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሰኣኑ ሰባት እቶም 105 ነበርቲ ፍሎሪዳ ከምዝኾኑ ሲ ኤን ኤን ፀብፂቡ፡፡ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ብምኽንያት ምግማስ መሬት…

ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ፌዴሬሽን ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን፥ ግዝኣት ዶኔስክ፣ ሉሃንስ፣ ኬርሰንን ዛፖሮዢየን ኣካል ሩሲያ ንክኾና ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣመሓደርቲ እተን ገዝኣታት…

ሰሜን ኮሪያ ኣብ ክልል ኣየር ጃፓን ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ ክልል ኣየር ጃፓን ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ። እቲ ባሊስቲክ ሚሳኤል ኣብ ፓሲፊክ ውቅያኖስ ከምዝዓለበ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ቅድሚ ምዕላቡ 4 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትሮ ተጓዒዙ ተባሂሉ፡፡ እቲ ዝተወንጨፈ ማእኸላይ…

ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ኣብዱላሂ ያሬ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ኣብዱላሂ ያሬ ብዝተወሰደሉ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝተቐተለ መንግስቲ ሶማሊያ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ሓበሬታ ሶማሊያ ከምዝሓበሮ÷ መስራቲ ኣልሸባብ ከምዝኾነ ዝእመነሉ ኣብዱላሂ ያሬ ኣብ ከባቢ ጠረፍ ባሕሪ ሃራምካ ሶማሊያ…