Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ናይሮቢ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ኣልፍሬድ ሙታ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝገብሩዎ…

ቱርኪ ሎሚ እውን ብኻሊእ ራዕዲ መሬት ተወቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ሎሚ እውን 5 ነጥቢ 7 ሬክተር ስኬል ብዝተመዝገበ ኻሊእ ምንቅጥቃጥ መሬት ተወቒዓ። እቲ ናይ ሎሚ ወጋሕታ ሓደጋ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ዘጋጠሙ ሓደጋታት ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት…

ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት እናወሰኸ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እናተገበረ ብዝርከብ ፃዕሪ ህይወት ኣድሕን÷ ግዝኣታት ቱርኪ ፈላማይ ግምታዊ ቁፅሪ ተጎዳእቲ ዕላዊ ገይረን፡፡ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ማእኸላይ…

እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ዓረብ- እስራኤል ርክበን ሓርፊፉ ዝፀንሓ እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኤሊ ኮኸንን ላዕለዎት ወተሃደራዊ መራሕቲን ምስ ኣቦ መንበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን…

ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ መውፃኣ ስዒቡ ክሳራታት የጋጥማ ከምዘሎ ፀብፃብ ብሉምበርግ ኢኮኖሚክስ የረድእ። እቲ…

ኣብ መስጊድ ፓኪስታን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት 59 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ፓኪስታን ከተማ ፔሻዋር ኣብ ውሽጢ መስጊድ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምብ ብውሑዱ ሕይወት 59 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ መስጊድ÷ ኣብ ጥቓ ልዑል ሓለዋ ዝግበረሉ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ እታ ሃገር ከምዝርከብ ተሓሩ።…

ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ክህብ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ኬሚካል ዝኾነ ፎረስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ከምዘቕረበ ገሊፁ። እቲ ኩባንያ÷ ኣብ ዩክሬን ታንኪታት ኤም 1 ኣብራምስን ሊዮፓርድ- 2 ንዘዕንዉ ወታደራት ሽላመት ከምዝህብ ኣፍሊጡ ኣሎ።…

ቻይና ዝሰርታ “ሲ 919” ኣውሮፕላን ፈላማይ ስሩዕ በረራኣ ብዓወት ኣሳሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዝሰርታ “ሲ 919” ዝዓይነታ ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ድሕሪ ፈተነ ትማሊ ፈላማይ ስሩዕ በረራኣ ብዓወት ኣሳሊጣ። እታ ኣውሮፕላን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ታሕሳስ 2022 ፈተነ በረራ 100 ሰዓታት ምግባር ብምዝኽኻር ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡…

ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።…

ሩሲያ “ኤም ዋን ኣብራምስ” ን “ሊዮፓርድ 2” ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ። ጀርመንንኣሜሪካን ቅድሚ ክልተ መዓልታት "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ንዩክሬን ንምልኣኽ ድልዋት ከምዝኾና ምግላፀን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ…