Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ 22 ኣባላት ዘለዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም።
ዊሊያም ሩቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ከምዝሸሙ ሓቢሮም።
እቶም ምኝክትል ፕሬዚዳነት ኣቦ መንበር ርክብ መንግስቲን መንግሥታዊ…
ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን
ለኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን።
እቶም ሙርከኛታት ቁፅሮም ኣስታት 300 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ካብ መንጎ እቶም ሙርከኛታት እቶም 10 ምስ ዩክሬን ብምስላፍ ዝዋግኡ ዝነበሩን ናይ ካሊእ ሃገር ወተሃደራት ከምኡውን ላዕለዎት…
ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳል ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ማኪ ሳል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኢውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ።…
ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕናን እፅዋትን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ደቂ ሰባትንን እፅዋት ከተማን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ዓውዲ ዝተገበረ መፅናዕቲ፥ ኣብ ከተማ ዝተተኸሉ ዓሌታት እፅዋት ክንክን ንክግበርን ኣብ ቀፃሊ ድርቂ ምፅዋር ዝኽእሉ እፅዋት ንክትከሉን ይምዕድ።…
ጆ ባይደን ቻይና መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ሃገሮም ንታይዋን ከምእትከላኸለላ ደጊሞም ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ብቻይና "ዘይተሓሰበ መጥቃዕቲ" እንተተፈፂሙ ሃገሮም ንታይዋን ክትከላኸለላ ምዃና ደጊሞም ኣረጋጊፆም።
ባይደን ምስ ሲቢኤስ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት፥ ሓይልታት ኣሜሪካ ንታይዋን ክከላኸሉ እዮም ማለት ድዩ ተባሂሎም…
ኣሜሪካ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ንዩክሬን እንተሂባ ሩሲያ ንባዕላ ንምክልኻል ዝኾነ ይኹን ኣማራፂ ከምትጥቀም ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ንዩክሬን እንተሂባ ሩሲያ ንባዕላ ንምክልኻል ዝኾነ ይኹን ኣማራፂ ከምትጥቀም ኣጠንቂቓ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ማርያ ዛካሪቫስ ከምዝገለፁዎ÷ ኣሜሪካ ዓለም ለኸ ብምጥሓስ ንዩክሬን ሰፊሕ መጠን…
ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ኮቪድ 19 ዳግም ክደግስ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብለበዳ ኮቪድ 19 ህይወቱ ዝስእን ቁፅሪ ሰብ እንተተመናመነ እውን ዳግም ክደግስ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።
ከም ሓበሬታ እቲ ውድብ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 መስከረም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ኣብ ዝነበረ ሰሙን ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን…
ሩሲያን ውሕመን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ድሕንነት ምግቢ ንምርግጋፅን ምትሕብባሮም ንምጥንኻርን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲንን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ዩክሬንን ካልኦት እዋናዊ ኩነታትን…
መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝዝቲ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒው ዎርክ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ወሳኒ እዋን ንመፍትሒታት ዝተወሳሰቡ ፀገማት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ምስ ጉባኤ…
ዊሊያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊሊያም ሩቶ 5ይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም።
ኣብቲ በዓለ ሲ፣ት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሐዊሱ መራሕቲ ብዙሓት ሃገራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተረኺቦም፡፡
ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ…