Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ምስምዕማዓ ገሊፃ።
ቡርኪና ፋሶ ወተሃደራት ፈረንሳይ ካብ ሃገረይ ይውፅኡ ዝብል ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ መንግስቲ ፈረንሳይ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ።
መንግስት ቡርኪና ፋሶ ኣብ 2018 ዝተገበረ…
ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብምኽንያት ሓደጋ ምስባር መርከብ ብውሑዱ 145 ሰባት ጠፊኦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሩባ ሉሎንጋ ብምኽንያት ሓደጋ ምስባር መርከብ ብውሑዱ 145 ሰባት ናብ ዝኣተዉዎ ጀከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ።
ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝሓበሩዎ÷ ኣብ ሩባ ሉሎንጋ ተሳፈርቲ እናጓዓዓዘት ዝነበረት ናይ ሞተር መርከብ ልዕሊ…
ኣብ ኔፓል ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 40 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ኔፓል ብሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ብውሑዱ 40 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
እታ ኣውሮፕላን፥ 72 መንገደኛታት ኣሳፊራ ካብ ከተማ ካትማንዱ ናብ ፖክሃራ እናበረረት ዝነበረት ኣውሮፕላን መገዲ አየር የቲ ከምዝኾነት ተገሊሊፁ፡፡…
ሩሲያ ዝዓበየት መሓዛ ንግዲ ቻይና 2022 ከምዝኾነት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ዓበይቲ መሓዙት ንግዲ ቻይና ካብ ሞንጎ ዝኾና ሩሲያ ፈላመይቲ ከምዝኾነት ምምሕዳር ጉምሩኽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ኣውሮፓውያን ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ቻይናን ዝተፈፀመ ልውውጥ ንግዲ ብመንፅር ዝሓለፉ ዓማውቲ ዕዙዝ…
ፕሬዚዳንት ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ዘቑፀረ ከቢድ ሁቦብላ ንፋስን ሓደጋ ውሕጅን ስዒቡ ኣብታ ግዝኣት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም።
እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ ዘሎ÷ እቲ ሁቦብላ ንፋስ ንምቁፅፃርን ዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ…
በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትናቀ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ቢቢሲ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኽበር ዘሎ በዓል ከምዝበሎ፥ ብፍላይ ኣብ ላሊበላ ቅድስት ማሪያም ቤተክርስቲያን ብካህናት ዝተመርሐ ሃይማኖታዊ ስርዓይ…
ሩሲያ ንቻይና ተቕርቦ መጠን ፍርያት ጋዝ ክተዕቢ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንቻይና ትሸጦ ፍርያት ጋዝ መጠን ቀረብ ክተዕቢ ምዃና ኩባኒያ ኣቕራቢ ነዳዲ ሩሲያ ፕሮም ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣሌክስ ሚለር ከምዝሓበሩዎ÷ ኣብቲ ዝተዛዘመ ዓመተ ምህረት ፈረንጂ 2022 ቤጂንግ ካብ ዝሓተተቶ ውዕሊ ነዳዲ፤…
ኣብ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሲሶ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምውዳቕ ክፀንሕ ኢዩ – ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሲሶ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምውዳቕ ከምዝፀንሕ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣጠንቂቑ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ክርስታሊና ጆርጂዬቫ÷ 2023 ካብ ዝተዛዘመ ዓመት ብዝበኣሰ…
ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ከይዲ ፖለቲካ ንምውፃእ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣልቡርሃን ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ከይዲ ፖለቲካ ንምውፃእ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡
ኣል ቡርሃን እዚ ዝበሉ÷ መበል 67 ዓመት በዓል ናፅነት ሱዳን ምኽንያት ብምግባር…
ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መበል 16 ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ቤኔዲክት ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 95 ዕድሚኦም ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፉ ተገሊፁ።…