Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ከምዘተሓሳስቦም ፑቲን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ጉዳይ ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡
ሩሲያ ኣብ ዛፖሪዢያ ዝተኸዘነ ጨረር ዘፈልፍል ሕፃብ ኒውክሌር ኣብ ልዕሊ ሰባት ከቢድ ጉድኣት…
ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም።
እቶም ልኡል ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ 2ይቲ ስዒቡ መበል 40 ንጉስ እንግሊዝ ከምዝኾኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
ከይዲ ንግስና እታ ሃገር ምስተሳለጠ እቶም ልል ብዕሊ ንግስነኦም ተቐቢሎም መደረ ከስምዑ…
ሩሲያ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል “ማዕቐብ ሎጂስቲክስ” ኣየልዐሉን ክትብል ከሲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ እኽሊን መዳበሪያን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንኽተቕርብ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል ኣየኽበሩን ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮብ ኮኒኖም።
ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘንፀላለወ ቅልውላው ቀረብ እኽሊ ንምቅላል…
ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን።
ትሩስ ተናሓናሒአን ንዝኾኑ ሪሺ ሱናክን ብምስዓር ከምዝተመረፃ ቢበሲ ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ።
ሊዝ ትሩስ ኣብቲ መረፃ 81 ሺሕን 326 ድምፂ ዝረኸባ እንትኾና፥ ሪሺ ሱናክ ድማ 60…
ቤት ፍርዲ ኬንያ ክሲ ራይላ ኦዲንጋ ውድቂ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ተሳዒሮም ዝነበሩን እቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ
ዝወሰዱዎን ራይላ ኢዲንጋ ዘቕረቡዎ ክሲ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ውዱቕ ገይሩዎ።…
ጀርመን ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን እናወሰኸ ዝመፅአ ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ከምዝሰለዐት ኣፍሊጣ።
ጀርመን እቲ ገንዘብ ዕላዊ ክትገብር ዝኸኣለት ኣውሮፓውያን ብምኽንያ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ምስ ዋሕዲ ቀረብ ሓይሊ እናተሃሰዩ ኣብ ዝርከቡሉ…
ሚካኤል ጎርቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መራሒ ሶቪየት ሕብረት ሚካኤል ጎሮቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ዝሑል ኲናት ዓለም ብሰላማዊ መገዲ ንኽፍታሕ ከምዘኽኣሉ ዝንገረሎም ጎርቫቾቭ ኣብ 91 ዓመቶም ኢዮም ዓሪፎም።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1985 ናብ ስልጣን ዝደየቡ…
ናይጀሪያ ብቦኮሃራም ዝተመዛበሉ ህጻናት ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክትምልስ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይጀሪያ ብቦኮሃራም መኣዲ ትምህርቶም ዝተመዛበሉ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ህፃናት ናብ ትምህርቲ ናይ ምምላስ መደብ ኣጀሚሩ።
እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ሰሜን ምብራቕ ትርከብ ግዝኣት ቦርኖ ዝትግበር እንትኸውን፥ ኣብታ ግዝኣት ብግብረ ራዕዲ ቦኮሃራም ካብ…
ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው ንክተብል ቻይና ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው እንተዘይኣቢላ ቻይና ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣፍሊጣ።
ምምሕዳር ባይደንን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ንታይዋን ንምቕራብ ሕጊ መውፅኢ ኣካል ኣሜሪካ ንምሕታት ከምዝሃቀነ ፖሊቲኮ ኣተሓሳሲቡ።…
ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ።
ኣብ ቱኒዚያ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ መራሕቲ ኣፍሪካንን ጃፓንን መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ፥ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ስዒቡ ብብርኪ ዓለም ሕፅረት ንምግብነት ዝውዕል…