Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንምዝታይ ዳግም ዝተኣከበ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሕብረት ኣውሮፓ ሕዚ እውን ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕምዑ ከምዘይከኣሉ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መሸጢ ዋጋ ቀረብ ጋዝ ሕብረት ኣውሮፓ ብሜጋዋት ካብ 275 ዩሮ ናብ…
ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ረኺበ ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ።
ቱርኪ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ትርከብ ግዝኣት ሲርናክ እምባ ጋባር ዝረኸበቶ ክዙን ነዳዲ ምስተፃረየ 150 ሚሊየን በርሚል ከምዝኸውን ተሓቢሩ።
ፕሬዚዳንት…
ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን።
ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ፕሬዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ከልቲኣዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።…
መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ 2022 ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ምክትል ቻንስለርን ሚኒስትር ጉዳያት ኢኮኖሚን ጀርመን ሮበርት ሃቤክ፥ መንግሰቲ ጀርመን ንምንቅስቓስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ደገፍ…
ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም።
ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ…
ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻል ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻልን ኢነርጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ÷ ምስ ንጉስ እታ ሃገር ሰልማን ቢን ኣብዱል ኣዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ 5ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ፤ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ።
ስነ-ስርዓት ምፍናውን ፍትሓትን እቶም ፓትሪያርክ÷ ፕረዝዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂን…
ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ፖለቲካ ቅልውላው እታ ሃገር ጠጠው ንምባል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ፖለቲካ ቅልውላው እታ ሃገር ጠጠው ንምባል ብሲቪል ዝምራሕ ናይ ስግግር መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ሱዳን ኣብዱልፈታህ ኣል-ቡርሃንን ሲቪል…
ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።
ኣባላት እቲ ሕብረት ፍሪያት ነዳዲ ሩሲያ ብበርሚል 60 ዶላር ኣሜሪካ ንክሽየጥ ምስምዕማዐን ዕላዊ ገይረን።
ብመሰረት እዚ እተን ሃገራት ካብቲ ዝተቐመጠ ዋጋ ንከይገዝኣ…
መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ካሊፍ” ብምባል ዝፅውዖ መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።
ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ኣብ ኲናት ከምዝተቐተለ ምክትል መራሒ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ምግላፁ ኣርቲን…