Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዋ ምትሕብባር ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዋ ምትሕብባር ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ስጉምቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ “መትከል ሓንቲ ቻይና” ብምግሃስ ኣብ ታይዋን ምብፃሕ ምግባረን…
ውጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝበለፀ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ታይዋን ዝተጀመረ ውጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ንምብራቕ ኣፍሪካ ዝበለፀ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከእትዎ ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ካብ ህፁፅ ኣዋጅ ኮቪድ-19 ንምድሓን እናተቃለሰት ትርከብ ኣፍሪካ ብምኅንያት ጎንፂ ሩሲያ ዩክሬን ኣብ ዋጋ መሰረታዊ…
ኣርጀንቲና፣ ቺለ፣ ኢራጓይን ፓራጓይን ንዋንጫ ዓለም 2030 ብሓባር ብምዃን ንምእንጋድ ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣርጀንቲና፣ ቺለ፣ ኢራጓይን ፓራጓይን ንዋንጫ ዓለም 2030 ዓ.ም.ፈ ብሓባር ብምዃን ከአንግዳ ዕላዊ ሕቶ ኣቕሪበን።
ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ 1930 ኣብ ዝተጀመረሉ ኣብ ኡራጓይ’ዩ ከመዝተኻየደ ይዝከር።
እቲ ኣብ 2030 መበል…
ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ።
እቲ ወተሃደራዊ ልምምደ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ምብፃሕ ስዒቡ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።
ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…
እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ።
እታ መርከብ ትማሊ ኣብ ጥቓ ወሽመጥ ባሕሪ ቦስፎረስ ግዝኣት ቱርኪ ከምበፅሐት ተሓቢሩ።
ራዞኒ ተባሂላ ትፍለጥ መርከብ ልዕሊ 26 ሺሕ ቶን ምሸላ ባሕሪ ናብ ሊባኖስን ትሪፖሊን ክተብፅሕ ኢያ…
ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዑደት ከምዘውግዞ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ…
መራሒ ኣልቓዒዳ ኣይመን ኣ’ዘዋሂሪ ብመጥቃዕቲ ድሮን ኣሜሪካ ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ንመራሒ ኣልቓዒዳ ኣይማን ኣ'ዘዋሂሪ ከም ዝቐተለቶ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣረጋጊፆም።
እቲ መራሒ፥ ሲኣይኤ ብሰንበት ኣብ ካቡል ብዘካየዶ ስርሒት ኣንፃር ግብረ ሽበራ ከም ዝተቐትለ ተሓቢሩ።…
ኣብ ቻይና ንፈለማ እዋን ዝተሰርሐት ሲ-919 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ፈተነ በረራኣ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ንፈለማ እዋን ዝተሰርሐት ሲ-919 ንኣገልግሎት ንግዲ ትውዕል ዓባይ ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ፈተነ በረራኣ ከምዝዛዘመት ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላናት ቻይና ኣፍሊጡ።
እቲ ኩባኒያ ኣብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ኣውሮፕላን…
እኽሊ ዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሩሲያ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት እኽሊዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ።
ሰብ መዚ ቱርኪን ዩክሬንን ከምዝበልዎ፥ እታ መርከብ ካብ ደቤባዊ ወደብ ኦዴሳ ተበጊሳ ምንቅስቓስ ጀሚራ ኣላ።
እታ መርከብ 26 ሺሕ ቶን…
ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣፍሊጦም።
ከም ቅዱስ ፒተርስበርግን ክሮንሽታትን ዝበላ ዓበይቲ ናይ ወደብ ከተማታት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ በዓል ሓይሊ ኣየር ተረኺቦም መደረ…