Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ቢል ጌትስ ንዘላቒ ሓገዝ ኣፍሪካ ዝግበር ፃሪ ንምሕጋዝ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢል ጌትስ ዘላቒ ሓገዝ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ምሕዝነትን ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፉ ቃል ኣቲዮም፡፡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር እቲ ሕብረትን ፋውንዴሽን ጌትስ ብጥማት ምስ ቢል ጌትስ…

እስራኤልን ሶሪያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ምስሕሓብ ንምህዳእ ዘኽእል ዘተ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሶሪያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ምስሕሓብ ንምህዳእን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘለዉ ጎንፅታት ደው ንምባልን ዘኽእል ዘተ ከምዘካየዳ ተገሊፁ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ቀጣና ማእኸላይ ምብራቕ ንዓመታት ብተፃይነት ዝፀንሓ ከልቲአን ሃገራት ርክበን ንምሕዳስ…

ሩሲያና ዩክሬን ልዑል ዝተብሃለ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያና ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙናት ልዑል ዝተብሃለ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ምክየደን ተገሊፁ፡፡ እቲ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ብዝተገበረ ቀጥታዊ ዘተ ክልቲአን ሃገራትን ምይይጥን ድሕሪ ምክያድ ስምምዕነት ዝተፈፀመ…

ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንሰላም ልዑል እጃም ገይሮም – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ማዕቀፍ ቀጣናዊ ትካላት ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንዝርግሐ ሰላም ልዑል እጃም ገይሮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸሉ መበል 62 ዓመት ኣመልኪቶም…

ኣብ ካሊፎርንያ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርንያ ሳን ዲዬጎ መንበሪ መንደር ብምኽንያት ጭጋግ ኩነታት ኣየር ንእሽተይ አውሮፕላን ተሓምሺሻ። እታ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 15 ኣባይቲን ብዙሓት መካይንን ብሓዊ ንክቃፀሉ ምግባሩ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም፡፡…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሶሪያ ዝተነበረ ማዕቐብ ኢኮኖሚ ከልዕሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር መራሒ ሶሪያ በሽር ኣል ኣሳድ ካብ መንበረ ስልጣኖም ምልዓሎም ስዒቡ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሶሪያ ዝተነበረ ልዑል ማዕቐብ ኢኮኖሚ ንምልዓል ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ብ27 ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት እቲ ማሕበር ዝፀደቐ እቲ ውሳነ፥…

ዘተ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታንቡል ምኽያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ተዳራዳሪ ልኡካን ጉጅለ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ይዛተዩ ኣለው። ብኣዳራዳሪነት ኣሜሪካን ቱርክን እናተኻየደ ዝርከብ ዘተ ሰላም እተን ሃገራት ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ንፈለማ እዋን ዝተገበረ ዘተ ገፅ ንገፅ እዩ ተባሂሉ፡፡…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ፥ ምስ ኢራን ስምምዕነት ኒውክሌር ንምፍፃም ቀሪብና ኣለና ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናለድ ትራምፕ፥ ምስ ኢራን ስምምዕነት ኒውክሌር ንምፍፃም ቀሪብና ኣለና ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢራን ዩናይትድ ስቴትስ ዘቕረበቶ ድርድር ኒውክሌር ብእወንታ ከምእትርእዮ ሓቢሮም። ከይዲ እቲ ስምምዕነት…

ኣሜሪካ ምስ ሶርያ ዘለዋ ርክብ ምሕዳስ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሶርያ ተነቢሩ ዝነበረት ማዕቀብ ክምተልዕሎን ርክባ ምሕዳስ ከምትደሊ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘሎው እቶም ፕሬዚዳንት፤ ምስ ፕሬዚደንት ሶርያ ኣሕመድ ኣልሻራ ኣብ ስዑዲ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዝገብሩዎ ዑደት ብስዑድ ዓረብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክልተኣዊ ዘተ ንምግባር ኣብ ካልኣይ ዘበነ ስልጣኖም ፈላማይ ዑደት ማእኸላይ ምብራቕ ብስዑድ ዓረብ ጀሚሮም። ሎሚ መዓልቲ ሪያድ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ትራምፕ÷ ምስ መራሒ ልኡል መሓመድ…