Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኢራቕ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት መጥቃዕቲ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢራቕ ኣብ ጀልባ ብዝተፀመደ ቦምብ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ኩባንያታት ወደብ ኣፍሊጡ። ኣብታ ሃገር ኣብ ከተማ ባስራ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ መርከባት ብሓዊ…

ስግኣት ዘንፀላለወ እሳተ ገሞራ ሃዋይ ኪላዌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ፓስፊክ ውቅያኖስ ዝርከብ እሳተ ገሞራ ሃዋይ ኪላዌ ተኸታታሊ ምፍንጃር ምፍጣሩ ስዒቡ ኣብቲ ከባቢው ስግኣት ከምዘንፀላለወ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ ከበድቲ እሳተ ገሞራታት ሓደ ዝኾነ እሳተ ገሞራ ሃዋይ ኪላዌ ትማሊ ብዝፈጠሮ…

ብዛዕባ ኢራን እቶም መራሕቲ እንታይ ዘትዮም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩስያዊ መዘንኦም ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ዘተ ኣካይዶም። ብመሰረት ሓጋዚ የክሬምሊን ዩሪ ኡሻኮቭ ከምዝበልዎ፤ እቶም መራሕቲ ኣብ ኢራን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ከምኡ እውን ኣብ…

ሓዱሽ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ሞጅታባ ኻሜኒ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን እስራኤልን ቅድሚ ሒዲት መዓልቲታት ብዝፈፀምኦ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ዝተቐተሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሜኒ ብካልኣይ ወዶም ሞጅታባ ኻሜኒ ተተኪኡ። እዚ ወዲ 56 ዓመት መንእሰይ ሞጅታባ ኻሜኒ ኣብ ኢራን…

ንሕልፈት መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሚኒ ንሕልፈት ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ሞንጎ እስራኤል፣ ኣሜሪካን ኢራንን ከም ብሓዱሽ ዝደገሰ ወታደራዊ ጎንፂ ዞባ ማእኸላይ…

ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ በረድ ዝሓወሰ ከቢድ ህቦብላ ንፋስ ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ባሕሪ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ በረድ ዝሓወሰ ከቢድ ህቦብላ ንፋስ ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ተሰሪዙ፡፡ በዙይ ድማ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰባት ምንግልታዕ እንተጋጥሞም ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ምስራዙ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ…

ኣብ ኣፍሪካ ብገበን ሳይበር ዝተጠርጠሩ 651 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ኣፍሪካ ገበን ምጭብርባር ሳይበር ብዝብል ዝተጠርጠሩ 651 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ፡፡ ኢንተርፖል ኣብ ኤክስ ገፁ ከምዝሓበሮ÷ ’ኦፕሬሽን ሬድ ካርድ 2 ነጥቢ 0’ ብምባል ብዝሰየሞ ወፍሪ ኢዩ…

ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ኤርዶሃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢስታንቡል ከንቲባነት ክሳብ መሪሕነት ሃገር ዝተጓዓዙን ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1954 ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ዝተወለዱ ኤርዶሃን ናብ ፖለቲካ ዓለም ዝተፀምበሩ…

ኢጋድ ሱዳን ናብቲ ትካል ሙሉእ ተሳትፎኣ ንምቕፃል ዘሕለፈቶ ውሳነ ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሪፐብሊክ ሱዳን ኣብቲ ትካል ሙሉእ ተሳትፎኣ ንምቕፃል ዘሕለፈቶ ውሳነ ብሓጎስ ይቕበል ኢሉ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ሱዳን ናብ ኢጋድ ናይ ምምላስ ውሳነ…

ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ኣፍሪኤግዚም ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ባንኪ ኢምፖርት ኤክስፖርት ኣፍሪካ (ኣፍሪኤግዚም) ተፀምቢራ። ፓርላማ እታ ሃገር ደቡብ ኣፍሪካ ኣባል ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ንኽትከውን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ብዘሕለፎ ውሳነ መሰረት ናብ ዝዓበየ ትካል ፋይናንስ ኣፍሪካ…