Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕ ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ዝህልዋ ርክብ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕን ሰሓቦ ጉተቶን ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ።
ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢን ዝኾኑ ያንግ ጂቺ፥ ኣሜሪካ ብዝተፈላለዩ…
ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረረኦም ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረራ ኣውሮፕላን ብቤት ፍርዲ ከምዝተኣገደ ተገሊፁ።
እታ ኣውሮፕላን ንበረራ ኣብ ዝተሰናደአትሉ እዋን ከምዝተኣገደ ተሓቢሩ።
እንግሊዝ ካብ ኲናት ሃዲሞም ናብታ ግዝኣት ዝኣተዉ…
ተርኪ ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ክተእትይ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርኪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ከምእተእትይ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ከምዝበልዎ፥ እቲ መጠን ጋዝ ኣብ 2026 ከብ ከምዝብል…
ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም።
ቤት ምኽሪ ሴናተራት ኣሜሪካ ኣብቲ ዝቐረበ ማዕቐፍ ስምምዕነት ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ እቶም ፕሬዚዳንት ኣውፃእቲ ሕጊ እቲ ስምምዕነት…
ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ።
ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…
ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ዘቐመጠቶ መዐቀኒ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣4 ሰኔ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣየር ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ።
እቲ ሕጊ ዝተልዓለ እታ ሃገር ንምክልኻል ኮቪድ-19 ብዝገብረቶ ፃዕሪ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ምምሕያሽ ምርኣዩ ስዒቡ ምዃኑ ሰበስልጣን እታ ሃገር…
ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ።
እቲ ዝተመሓየሸ ደንቢ፥ “ደቅና ንምሕላው ዝወፅአ ደንቢ” ብዝብል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ።
ከም ፀብፃብ ሲ ኤን ኤን፥ ኣብቲ ዝርዝር ደንቢ ሰባት ኣፅዋር ምግዛእ ዝኽእልሉ ዕድመኦም ካብ…
በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምዃን ዝተመሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ በዓለ ሹመቶም ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ።
ኣብ ሞቃድሾ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ክርከቡ ኢዮም…
ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ ሴቬሮዶኔስክ “ዝኸፍአ” ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ዝኸፍአ ዝተብሃለ ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ቅድመ ሐዚ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ካበ ዝተኻየደ ኲናት እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ተሓቢሩ።
ከም…
ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ – ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን "ኣሜሪካ ትኹን ካልኦት ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ” ክብሉ ኣጠንቂቖም።
ከምዚ ዓይነት ዝበሉ ሚሳኤላት ንዩክሬን ዝቐርቡ…