Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚደንት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዊልያም ሩቶ ሳሙኤል ኣብ ፕረዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ።
ኣቦመንበር ኮሚሽን ምርጫ ኣብ ዝገለፆ ውፅኢት ምርጫ ዊልያም ሩቶ 50 ነጥቢ 49 ሚእታዊት ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኣፍሊጦም።…
ሩሲያ ምስ ሰሜን ኮሪያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ሰሜን ኮርያ ኵለመዳያውን ሃናፅን ክልተኣዊ ዝምድናታት ከተስፍሕ ምዃና ኣፍሊጦም።
ንሶም ኣብ መዓልቲ ሓርነት ሰሜን ኮርያ ናብ መዘናኦም ኪም ዮንግ ኡን ኣብ ዝለኣኽዎ ደብዳበ፥ እቲ ስጕምቲ ንረብሓ ክልቲአን…
ፕሬዚዳንት ማክሮን ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶን ክፀምበራ ፈቒዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ንምፅምባፈር ዘቕረበኦ ሕቶ ልዕሊ 20 ብዝኾና ኣባላ ሃገራት ተቐባልነት ከምዝረኸበ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንክልቲአን ሃገራት ኖርዲክ እወንታ ዝህብ ክታም ምንባሮም ይዝከር።…
ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ የድርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ እናድረቑ፣ ዓሳታት እናሞቱን ዝራእቲ እናነቐፁን ከምዝኾኑ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ።
እቲ ፀብፃብ ኣብ ሓደ እዋን ውሕጅ ዝውሕዘሉ ቦታ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዶሮናን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝሞታ ዓሳታት ዝረአዩሉ…
ፊንላንድን ስዊድን ናብ ኔቶ ንኽፅምበራ ናብ ኣሜሪካ ተቐባልነት ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካው ጆ ባይደን ፊንላንድን ስዊድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንኽፅምበራ ኣብ ዘኽእሉ ፕሮቶኮላት ከምዝፈረሙ ተገሊፁ።
እተን ሃገራ ናብቲ ትካል ንኽፅምበራ ካብ ሴናተራት ዴሞክራቲክን ሪፐብሊካንን ጥንኩር ሓገዝ…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም።
እቲ ትካል ንምእጋድ ዝግበር ዘሎ ምድፍፋእ ደው ንክብል ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ በስልኪ ተዛቲዮም።
ሚኒስቴር ፍትሒ ሩሲያ ቅርንጫፍ ኤጀንሲ ኣይሁድ…
ውሕመ ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ።
ፍሉይ ኣተሓባባሪ ከይዲ ሰላም ማእኸላይ ምብራቕ ውሕመ ቶር ዌንስላንድ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ትማሊ ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዘተኣማምን…
“ኤፍ.ቢ.ኣይ” ኣብ መንበሪ ገዛ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ኣሜሪካ (ኤፍ ቢ ኣይ)ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተገሊፁ፡፡
ኣካላት ፍትሒ ክሳብ ሕዚ ነቲ ሃብደበታዊ ፍተሻ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ ርኢቶ የለን ተባሂሉ፡፡
እቲ…
ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ የካይዱ ኣለዉ።
ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝትክኡ ኣርባዕተ ሕፁያት ቀሪቦም።
ይኹን እንበር ኣብቲ ምርጫ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶን ነበር ቀዳማይ…
ዘይተፈንጀረ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ሩባ ኢጣልያ ጥሒሉ ንሓያሎ ዓመታት ከዘይተፈንጀረ ዝፀንሐ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
እቲ 450 ኪሎ ግራም ዝምዘን ቦምባ፥ ኣብ ገምገም እቲ ዝተፀንቀቐ ሩባ “ፖ” እዩ ብገፈፍቲ ዓሳ ተረኺቡ ተባሂሉ።
ሰፊሕ ክፋላት…