Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣቴክሳስ ወዲ 18 ዓመት ተጠርጣሪ ብመጅሙዕ ተኹሲ 19 ህፃናት 2 ባፅሓትን ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ 19 ህፃናትን ክልተ ባፅሓትን ተቐቲሎም፡፡ ወዲ 18 ዓመት ተጠርጣሪ ብመጅሙዕ ብዝኸፈቶ ተኹሲ፥ ካብ 7 ክሳብ 10 ዓመት ዕድመ ዘለዎም 19 ህፃናት 2…

ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ምርካባ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ምልክት ተራኢዩዎም ዝተብሃሉ ሰባት ኣብዚ ሕዚ እዋን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም እንትኸውን፥ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን…

ብምኽኒያት ጎንፂ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ብምኽኒያት ጎንፂ ብግዲ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዘጋጠመ ኲናት ቁፅሪ ስደተኛታት ልዒሊ 100 ሚሊየን ንክኸውን…

ሩስያ 963 ኣሜሪካውያንን 26 ካናዳውያንን ናብ ሃገራ ከየኣትዉ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ 963 ኣሜሪካውያንን 26 ካናዳውያንን ናብ ሃገራ ከየኣትዉ ከምዝኣገደት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ከምዝሓበሮ፥ 963 ኣሜሪካውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ናብ ሃገራ ከይኣትዉ ከምዝኣገደትን እቲ እገዳ ካብ ሞንጎ ዝተነበረሎም…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም። ናይተን ሃገራት ውሳና…

ኣሜሪካ ኣተገባብራ ዝርገሐን ቁፅፅርን ኣፅዋራ ንኽትፍትሽ ቻይና ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ጦር መሳርሒ ብዝተዓጠቑ ሁውከት ፈጠርቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታ ዝፍፀሙዎ ተግባር ራዕዲ ንኽትቆፃፀርን ስጉምቲ ንኽትወስድን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን ሓቲቶም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብ…

ኤልሳቤት ቦርን ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ኮይኖም ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤልሳቤት ቦርን ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ፈላመይቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ብምዃን ብፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ተሾይመን። ሚኒስትር ሰራሕተኛ እታ ሀገር ዝነበራ ኤልሳቤጥ ቦርን፥ ወዲ 61 ዓመት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ዣን ካስቴክስ ተኪአን ቀዳማይ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ  ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝተነበረ ማዕቐብ ብዘይፃረር መገዲ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ። ሰብ መዚ እቲ ሕብረት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕ፥ እቶም ኩባኒያይ ንዝገዝእዎ ጋዝ ኣቐዲሞም…

ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንክኾኑ መሪፁ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ናይ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ መሓመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆን ብምስዓር ኢዮም ተመሪፆም። ኣብቲ ምርጫ ሞሓመድ…

ፊንላንድ ናብ ኔቶ ንምፅምባር ካቢኔ እታ ሃገር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ናብ ትካል ሰሜን ኣትላንቲክ ጦር ቃል ኪዳን (ኔቶ) ክትፅምነር ከምትደሊ ካቢኔ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳውሊ ኒኒስቶ ምስ ካቢኔኦም ኣብ ዝነበሮም ኣኼባ፥ ፊንላንድ ኣባል ኔቶ ንምዃን ኣብ ተቕርቦ ሕቶ ኣባልነት…