Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ቻይና ንፈለማ እዋን ዝተሰርሐት ሲ-919 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ፈተነ በረራኣ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ንፈለማ እዋን ዝተሰርሐት ሲ-919 ንኣገልግሎት ንግዲ ትውዕል ዓባይ ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ፈተነ በረራኣ ከምዝዛዘመት ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላናት ቻይና ኣፍሊጡ።
እቲ ኩባኒያ ኣብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ኣውሮፕላን…
እኽሊ ዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሩሲያ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት እኽሊዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ።
ሰብ መዚ ቱርኪን ዩክሬንን ከምዝበልዎ፥ እታ መርከብ ካብ ደቤባዊ ወደብ ኦዴሳ ተበጊሳ ምንቅስቓስ ጀሚራ ኣላ።
እታ መርከብ 26 ሺሕ ቶን…
ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣፍሊጦም።
ከም ቅዱስ ፒተርስበርግን ክሮንሽታትን ዝበላ ዓበይቲ ናይ ወደብ ከተማታት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ በዓል ሓይሊ ኣየር ተረኺቦም መደረ…
ፕሬዚዳንት ቻይና “ኣብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ታይዋን ኢድ ምእታው ብሓዊ ከም ምፅዋት ይቑፀር” ክብሉ ጆ ባይደን ኣጠንቂቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ “ኣብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ታይዋን ኢድ ምእታው ብሓዊ ከም ምፅዋት ይቑፀር” ክብሉ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣጠንቂቖም።
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ታይን ንምጉዓዝ ትልሚ…
ኣይ ኤም ኤፍ ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ።
ዓለም ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዝቕባበ ዋጋ፣ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ጎንፂ ዩክሬንን ኣብ ልዑል ፀገም ጥሒላ ምህላዋ ስዒቡ ኢዩ ኣይ ኤም ኤፍ ነቲ…
ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ።
ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ቻይና ዌይ ፌንጌ ኣብ መድረኽ ፎረም ሚኒስቴራት ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ዘመሓላለፍዎ ፅሑፋዊ መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ፥ ሓበራዊ…
ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ኣሜሪካ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ።
ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ዮሴሚት ኣብ ፅግዓ ብሄራዊ ፓርክ ልዑል ዝኾነ ባርዕ ሓዊ ብቅልጡፍ…
ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ህንዲ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ፈፂመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ድሕሪ 15 ዓመታት ሓዳሽ ጓ ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ህንዲ ኮይነን ዝተመረፃ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀማ ተገሊፁ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ኒው ደልሂ ኣብ ዝርከብ ማእኸላዊ ፓርላማ ኣዳራሽ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ ድሮፓዲ ሙርሙ፥…
ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ናብ ካይሮ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ካይሮ ኣቲዮም፡፡
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ ከምዝሓበሩዎ፥ ላቭሮቭ ኣብ ካይሮ ፃንሒቶም ምስ ሰብ መዚ ግብፂ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢተር ኣሎ፡፡…
ሩሲያ ሸቀጣት ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት ትገብር ኣላ – ሰርጌ ላቭሮቭ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ፍርያታት ምግቢ ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት እናገበረት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም።
ሩሲያ ብምዕራባውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ማዕቐብ ዋላ ትኹን እምበር፥ “ንኣፍሪካውያን ዝኣተወቶ ምግቢ፣ ዘበናዊ…