Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ተሸይሞም።
ላዕለዋይ ቤት ፈርቲ እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ትማሊ ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈለዩ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ አል ናህያንን ብምትካእ ኢዮም…
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰሜን ኮሪያ ንመጀመርታ ጊዘ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰሜን ኮሪያ ንመጀመርታ ጊዘ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
ናይታ ሃገር ጣቢያ ቴሌቪዥን ከምዝበሎ፥ ዓሌት እቲ ዝተረኸበ ቫይረስ ኣሚክሮን ቫይረስ ኢዩ።
ስለዝኾነ ምርካብ እቲ ቫይረስ ስዒቡ ጥቡቕ ገደብ ምንቅስቓስ ተነቢሩ ኣሎ።…
ኣሜሪካ ምስ ሩሲያ ኲናት ውክልና ተካይድ ኣላ – ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ብምሕጋዝ ምስ ሩሲያ “ኲናት ውክልና” እናካየደት ምዃና ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ ገሊፆም።
እቶም ነበር ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ ኣሜሪካ ንዩክሬን ንምሕጋዝ ተወሳኺ 40 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ዘቕረበቶ ሓሳብ ባይቶ…
ዩን ሱክ ዮል ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩን ሱክ ዮል ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቀፀልቲ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ኮሪያታት ዘሎ ምስሕሓብ ንምዝሓል ኣድሂቦም ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም።
ኣብ ስነሰርዓት እቲ ቃለ ማሕላ፥…
ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ እገዳ ከንብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ ናብ ሃገረን ከየኣቱ እገዳ ከንብራ ከምዝኾና ተገሊፁ።
እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ፅዕንቶ ንምፍጣር ብዝብል ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ ኣብ ረብሓ ከይውዕል ወይ እውን ናብ ውሽጢ…
ሰሜን ኮሪያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ግዘ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣29 ሚያዝያ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ግዘ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ደቡብ ኮሪያ ኣፍሊጦም።
ሰሜን ኮሪያ ዝገበረቶ ፈተነ ኣብ ዘለናሉ ዓመተ ፈረንጂ ንመበል 15 ግዘ ዝተገበረ ፈተነ ከምዝኾነ ዮንሃፕ ሓቢሩ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
ሶማሊያ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ክተካይድ ኣያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያንነዊሕ እዋን ዝተናውሐ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ከምተካይድ ኣፍሊጣ።
ፓርላማ ሶማሊያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበሮ፥ ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረ ዝነበረ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሰነ ዝካየድ እንትኸውን፤ ካብ…
ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም መስመራት ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም ሽዱሽተ ጣቢያታት መስመር ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፃ።
ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ከምዝሓበሮ፥ በቲ ድብደባ ኣርባዕተ መኻዚናት ኣፅዋር ሓዊሱ 40 ወታደራዊ…
ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቓዊ ተረፍ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ተሓቢሩ።
እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ሚሳኤል፥ መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ዓቕሚ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ሃገሮም ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ፀላእትና ክንጥቀም ኢና ምስበሉ ድሕሪ ሒደት…
ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንዩክሬን ቃል ካብ ዝኣተውዎ ሓገዝ ኣፅዋር እቲ 80 ሚኢታዊ መዳፍዕ ኤም- 777ን ጠያይቲን ኣብ ኬቭ ከመዝበፅሐ ተገሊፁ።…