Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ጆ ባይደን ንምፅዋር ለውጢ ክሌማ ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ሰሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምፅዋር ለውጢ ክሌማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ሰሊዖም። እቶም ፕሬዚዳንት ብሰንኪ ምውሳኽ ለውጢ ክሌማ ልዑል ሙቐት ኣብ ሃገራት ኣውሮፓን ሰሜን ኣሜሪካን ፅዕንቶ ምፍጣሩ ገሊፆም።…

ንቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ተፈሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቦሪስ ጆንሰን ነምትካእ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መረፃ ሪሺ ሱናክን ሊዝ ትረስን ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ኮይኖም ቀሪቦም። ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ሱናክ 137 ድምፂ ብምርካብ እንትመርሑ፥ ትረስ ድማ 113 ድምፂ ብምርካብ ካልኣይቲ ኮይነን፡፡…

ማዕበል ሙቐት ኣብ ደኒታት ኣውሮፓ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዘጋጠመ ልዑል ሙቐት ብዘልዐሎ ባርዕ ሓዊ ልዑል ዕንወት እናስዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዝሑል ንብረት ኣየር ትፍለጥ ብሪታኒያ ንፈለማ እዋን ልዕሊ 40 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ ዝኾነ መጠን ሙቐት ኣመዝጊባ። ኣብ ጀርመን እውን…

ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ንድሕንነተይ ስግኣት ኮይኑኒ ክትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ ታይዋን ምርኣያ ስዒቡ መጠንቀቕታ ሂባ። ቻይና “ኣሜሪካ ሰላመይ ንምህዋኽን ኣብቲ ዞባ ዘይምርግጋእ ንምፍጣረውን ብሚሳኤል ተሸከምቲ መርከብ ባሕሪ ዝተሓገዘ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ገይራ ኢያ” ክትብል ገሊፃ፡፡…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ንምልሕላሕ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ብምልሕላሕ ብብርኪ ዓለም ዘሎ ቅልውላው ነግዲ ዘበናዊ ድኹዕን ምግበን ንምቅልጣፍ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ። እቶም መመሓየሺታት ማዕቐብ መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ክፀድቁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብፍላይ…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን – ቭላድሜር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ፥ ንመራሕቲ ኣባል ሃገራት ኣብ ሞስኮ ናይ ዝርከብ ሓበራዊ…

ኣብ ጋና  ማርበርግ ዝተብሃለ ሓደገኛ ተላባዒ ቫይረስ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ንመፈለምታ እዋን ማርበርግ ዝተባህለ ሓደገኛ ተላባዒ ቫይረስ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ክሳብ ሐዚ በቲ ቫይረስ ዝተጠቕዑ ክልተ ሰባት ከምዝረኸበት እውን ኣረጋጊፃ። እቲ ቫይረስ፥ ከም ቫይረስ ኢቦላ ሓያል ሕማም ረኽሲ ዘስዕብ ቫይረስ እዩ ተባሂሉ።…

እኽሊ ካብ ዩክሬን ንዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ፣ ዩክሬን፣ ቱርክን ሰብ መዚ ውሕመን እኽሊ ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። ሚኒስትር ምክዕልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ አካር ትማሊ ከምዝበልዎ፥ እተን ሃገራትን ሰብ መዚ…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ 8 ሕፁያት ተወዳደርቲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ሸሞንተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ከመዝቐረቡ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ዓቃቢ ሰልፊ ብመሪሕነት ንምውድዳር ሕፁያት ኮይኖም ዝቐረቡ፥ ሪሺ ሱናክ፣ ሊዝ ትሩስ፣ ኬሚ ባዴኖች፣ ፔኒ ሞርዳውንት፣…

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከብ ሓይሊ ሰራዊት ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ሎሚ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ከምዝበሎ፥ እታ መርከብ ብዘይካ ፍቓድ መንግስቲ ቻይና ኣብ ደቡባዊ ባሕሪ ቻይና ኣብ ዝርከባ ደሴታት ከባቢ ብወነና ኣቲያ። ኣፈኛ እዝ…