Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፕሬዚዳንት ኬንያ ምኽትሎም ካብ ሓላፍነት ንኽለዓሉ ምሕታቶም ስዒቡ ኣብ ማእኸሎም ወጥሪ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ምኽትሎም ዊሊያም ሩቶ ካብ ሓላፍነት ንኽለዓሉ ምሕታቶም ስዒቡ ኣብ ማእኸሎም ወጥሪ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ። እቲ ወጥሪ ክመፅእ ዝኸኣለ ፕሬዚዳንት ኬንያታ፥ ኣብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ሃገሮም ወሳኒ ስጉምቲታት ኣይወሰዱን…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብምዕራብ ኣፍሪካ  ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ቀጠና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ሃገራት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኒጀር ኒያሚ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን 389 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ተካይዶ ኣብ ዘላ ወፍሪ መጥቃዕቲ  389 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ብግደኣ ኣብ ሰሜንን ምብራቕን ሸነኻት እታ ሃገር ዘጥቅዕ ዘሎ ሓይሊ ሩሲያ ንምዕጋት ሰራዊታ ይዋደቕ ከምዘሎ ኣፍሊጣ። ሰራዊት…

ልዕሊ 92 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 92 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝገለፆ፥ እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ኢዮም ተታሒዞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ዩክሬን ብዘሎ ጎንፂ ጣልቃ ኣብ ልዕሊ እትኣቲ ሃገር ቅፅበታዊ መጥቃዕቲ ከምዝፍፀም ተሓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ20፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ዩክሬን ብዘሎ ጎንፂ ጣልቃ ኣብ እትኣቲ ሃገር መብረቓዊ መጥቃዕቲ ከምእትፍፅም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቖም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሕጊ መውፅኢ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ…

ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ከተማ ዛፖሮዢ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋራት ኲናት ምዕናዋ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ምዕራባውያን ናብ ዩክሬን ዝተልኣኹ መኽዘን ኣፅዋራት ኲናት ምዕናዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።። እቲ ኣፅዋር ካብ ኣሜሪካን ምዕራባውያን ሃገራት ናብ ኪየቭ ዝተልኣከ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ብሚሳኤል ተወቒዑ…

ሩሲያ ንፖላንድን ቡልጋሪያን ተቕርቦ ጋዝ ኣቋሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንፖላንድን ቡልጋሪያን ተቕርቦ ዝነበረት ጋዝ ምቁራፃ ኣፍሊጣ። ዓቢዪ ትካል ነዳዲ ሩሲያ ጋዝፕሮም ከምዝሓበሮ፥ ካብ ሩሲያ ናብ ፖላንድን ቡልጋሪያን እናተለኣኸ ዝነበረ ቀረብ ጋዝ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተቛሪፁ፡፡ ቀረብ ዝተቛረፀሉ ምኽንያት…

እንግሊዝን ኣሜሪካን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን ተሓባበርተንን ኣብ ኢስታንቡል ዝተኻየደን ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት…

ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ዋሸንግተን ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ፥ “ቅድም ክብል ኣሜሪካ ብዙሓት ኣፅዋራት ንዩክሬን እንትትለእኽ እዚ ተግባር ግቡእ ከምዘይኮነን ተቐባልነት ከምዘዘይብሉን…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም። ጉተሬዝ ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን…