Fana: At a Speed of Life!

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብተፀባይነት ምንጋፍ ከምትኽእል መርኣያ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብተፀባይነት ምንጋፍ ከምትኽእል መርኣያ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ ግድብ ምዝዛም ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዝርከብ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ከምዝበልዎ እቲ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንብራኸ ኢትዮጵያ ዓብዪ መሰረት እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓቀኛ ምስክር ታሪኽ ብራኸ ኢትዮጵያ ዓብዪ መሰረት እዩ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እቲ ግድብ ተዛዚሙ ንምረቓ ምብቕዑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…

ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ህዝባዊ ሰልፊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ሰልፊ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ሰልፊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…

ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን፡፡ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኒውካስል ንዎልቭስ 1 ን 0፣ ቦርንማውዝ ንብራይተን 2 ን 1 ከምኡ እውን ፉልሃም ንሊድስ ዩናይትድ 1…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ። ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ…

ውፅኢት መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ፅባሕ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢት መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ፅባሕ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘፍለጦ፤ እቲ ውፅኢት ፈተና ኣመልኪቱ ፅባሕ ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ክወሃብ ኢዩ።…

ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ኣብ ሳልሳይ ምድብ ዝተወዳደረት እታ ኣትሌት ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኢያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ።…

ፅንፈኛ ፋኖ ምስ ተሰሪኻ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ልኡኽቶ ብምቐባል ብኲናተ ውክልና ሃገር ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐስ ፅንፈኛ ፋኖ ምስ ተሰሪኻ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ልኡኽቶ ብምቐባል ብኲናተ ውክልና ሃገር ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ኢዱ ንመንግስቲ ዝሃበ ሓላፊ ሓበሬታን ድሕንነትን እቲ ጉጅለ ያረጋል ኣያና ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ንባዕሉ…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ መፃረዪ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም፡፡ ኣብቲ መፃራዪ ውድድር ዝተሳፉት ጌትነት ዋለ፣ ለሜቻ ግርማን ሳሙኤል ፍሬውን ናብ ፍፀመ ተፀምቢሮም። ስሉጥን…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ብዝግበረሎም ፀወታታት ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዕረፍቲ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን ሓዊሱ ትፅቢት ዝግበረሎም መርሃ ግብሪታት 4ይ ሰሙን ክምለስ ኢዩ፡፡ ኣብ መፀራዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ነኒሃገሮም እናተፃወቱ ዝቐነዩ ተፃወትቲ ናብ ጋንታኦም…