ድሌትና ንኢትዮጵያ ማእኸል ማኑፋክቸሪንግ ምግባር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ድሌትና ንኢትዮጵያ ማእኸል ማኑፋክቸሪንግ ምግባር ኢዩ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ…