መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበበ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበበ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲሲ መብርሂ ተዋሂቡ።
ሚኒስትር ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር…