Fana: At a Speed of Life!

ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ስልጣን መንግስቲ ብዕሊ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጡ። እቲ ዕልዋ መንግስቲ ቅድሚ ምክያዱ ብደቑቓታት ኣቐዲሙ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር፥ ፕሬዚዳንት ኣሊ ቦንጎ ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 64 ነጥቢ 27 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ…

ኣብ እዋን ስደት ዝጠፍኡ ሰባት ዝምልከት መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣብ እዋን ስደት ዝጠፍኡ ሰባት ዝምልከት መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ÷ “ኣብ ኣፍሪካ ዝጠፍኡ ስደተኛታት ጉዳይ ምላሽ ምሃብ፤ ካብ ፖሊሲ…

ኣብዚ ክረምቲ ልዕሊ 4 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተታሒዙ ዘሎ ክረምቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓገዝ ንዝደልዩ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት /UN OCHA/ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣልክባሮቭ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ተዛቲዮም። እቲ ኣብ ቤት…

ድሮናት ዩክሬን ኣብ ሩሲያ ሰፊሕ መጠን ዘለዎ መጥቃዕቲ ፈፂመን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ኣልቦ ድሮናት ዩክሬን ሎሚ ኣብ ሽዱሽተ ክልላት ሩሲያ ሰፊሕ መጠን ዘለዎ መጥቃዕቲ ፈፂመን ተባሂሉ። ዩክሬን ኣብ ምዕራባዊ ከተማ ፕስኮቭ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ሩሲያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣብ ወታደራዊ መመላልቲ ኣውሮፕላናት ጉድኣት ከምዘብፀሀት…

ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትእስሳር ወፃኢ ንግዲ ንምምሕያሽ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴን ግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትእስሳር ወፃኢ ንግዲ ንምምሕያሽ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴን ግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስቴር ዴኤታ…

ፋዉንዴሽን ቢል ኤንድ ሚልንዳ ጌትስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፕሮግራም ልምዓት ፋዉንዴሽን ቢል ኤንድ ሚልንዳ ጌትስ ቀዳማይ ደረጃ ሸቶ ክንክን ጥዕና ንምዕዋት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ቦትስዋና እናተኻየደ…

ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ሓድነት ህዝብታት ንክጠናኸር ዘኽእል ምቹሕ ኩነታት ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም። ከም ሃገር ሰላም ንምንጋስን ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ህንፀት ሰላም ንምጥንኻርን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ…

ልዕሊ 188 ሺሕ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ተዋሂቡዎም – ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 188 ሺሕ ዝኾኑ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ከምዝተውሃሎም  ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ቢሮታት ፍትሒን ትካላት ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊን ክልላት ኣብ ኣዲስ…

ኣቡዳቢ ንሓበራዊ ባንኪ  “ብሪክሱ” ዝኸውን ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሃገራት “ብሪክስ” ብሓባር ንዘጣይሽኡ “ባንኪ ኒው ዴቬሎፕመንት” (ኤን.ዲ.ቢ) ዝኸውን ተወሳኺ ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ። ሚኒስትር ገንዘብ እታ ዓዲ ኣብደላ ቢን ቱቅ ኣል ማርሪ፥ ኣቡዳቢ ኣባልነታ ተጠቒማ ኣብቲ ጉጅለ…