ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ዝርከባ ትካላት ፋይናንስ ሓረስታይ ኣብ ምስታፍ ትኹረት ክገብራ ይግባእ – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ዝርከባ ትካላት ፋይናንስ ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ሃገር ዝኾነ ሓረስታይ ኣብ ምስታፍ ትኹረት ክገብራ ከምዝግባእ ሰብሞያ ኢኮኖሚን ቢዝነስን ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሞያውያን÷ ህዝቢ ትግራይ…