Fana: At a Speed of Life!

ኩለመዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ንምጥንኻር ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኩባን ዘለወን ኩለመዳይ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክስራሕ ኢዩ፡፡ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ምሕዝነት ህዝቢታት ኩባን ኣባል ፓርላማ እታ…

ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ቀፃሊ ሰኑይ ጀሚረን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ዕለት 5 መስከረም 2017 ዓ.ም  ጀሚረን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክጅምራ ኢየን ንምምሃር ምስምሃር ኣድላዪ ዝኾኑ ናውቲታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተኻየዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…

መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ቶኪዮ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ብወግዒ ክጅመር ኢዩ። ኢትዮጵያ ኣብ’ቲ ሻምፒዮና ካብ 800 ሜትሮ ጀሚራ ክሳብ ማራቶን ኣብ ዘ\ለዉ ርሕቐታት ከምኡ’ውን ውድድር ስጉሚ ብክልቲኦ ፆታ ክትሳተፍ ኢያ። ስለዝኾነ…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ሓበራዊ ዓወት ካብ ምርኣዩ ብተወሳኺ እዋን ምብራኽ ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዓወት ካብ ምርኣዩ ብተወሳኺ እዋን ምብራኽ ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ዳይሬክተር ሳይንቲፊክ  ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ሙሉነህ ለማ (ዶ/ር)፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ኪን-ኢትዮጵያ ኣብ ራሺያ ከተማ ሴንትፒተርስበርግ ፈላማይ መድረኽ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪን-ኢትዮጵያ ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ መድኽ ባህልን ጥበብን ኣብ ራሺያ ከተማ ሴንትፒተርስበርግ ፈላማይ መድረኽ ኣቕሪቡ። ኣብቲ መድረኽ ምርኢት ሙዚቃን ባህላዊ ኣከዳድናን ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ነበርቲ ከተማ…

መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መስከረም፣2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም የኽብሩ ኣለዉ። 1 መስከረም ኣብ መልላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። ኣቦታት ሃይማኖት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ዓመት ንሰላምን ዕብየትን…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣቦ መንበር ቦርድ ሲኣይኤፍኤፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበር ቦርድን ችልድረን ኢንቨስትመንት ፈንድ ፋውንዴሽን (ሲኣይኤፍኤፍ) ሰር ክሪስቶፈር ሆን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝሳተፍ ቀዳማይ ተጓዓዚ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ በፂሑ፡፡ እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ናሬታ እንትበፅሕ ብኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኢትዮጵያ ኣብቲ…

ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንግልታዕ ነበርቲ ዝንኪ ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂእና ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣገልግሎት ኣዲስ መሶብ ሓደ ማእኸል ስራሕ…

ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ። ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡…