Fana: At a Speed of Life!

እናዓበየ ዝመፀ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣዘርባጃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 1992 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ሕዚ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ። ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዝምድናአን ዝያዳ ንምዕባይ ብሓባር ክሰርሓ ዝፀንሓ እንትኾ፤ ብፍላይ ኣብ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ብምምሕዳር ከተማ ኣምቦ ዝተሃነፀት ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ። ትማሊ ኣብ ከተማ ኣምቦ መበል 20 ዓመት መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ዕረፍቲ ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ተኻይዱ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዘርባጃን ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ናብ ኣዘርባጃን ኣትዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እናተጠናኸረ…

መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ምስ ኣመራርሓታት መራኸብቲ ትካላትን ሰብ ሞያታትን ቀፃሊ ስራሕ ኮሚሽንን ተሳትፎ መራኸቢ ሓፋሻት ዙርያ ዘተ ኣካይዶም።…

ቀረብ ሕክምና ኦክስጅን ንምምሕያሽ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብብርኪ ሃገር ዘለው ኣፍረይቲ ሕክምና ኦክስጅን ቁፅሪ 85 በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ ኣወሃህባ ሕክምና ኦክስጅን ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡ ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ። ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ…

ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ ከይዲ ሓፈሻዊ መረፃ ተግባራዊ እናተገበረ ይርከብ፡፡…

ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ተፋሰስ ጊቤ ኦሞ ሓጓፍ ሽንጥሮ ጠመተ ዝገበረ ንውሕጅ ተጋላፅቲ ዝኾኑ ኩነታት ንምክልኻል ስራሕ…

ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሩክ ሙሉጌታ…

ሰላም ንምፅናዕ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ወለጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባታት ወለጋ ዘካየዱዎ ዑደት ሰላም እቲ ከባቢ ምምሕያሹ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁር ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ተሬቻ ባልቻ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባታት ቄለም…