ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴምር ፕሮፐርቲስ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴምር ፕሮፐርቲስ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 200 ዓቕመ ደካማ ክፋላት ማሕረሰብ ሓዊሱ 800 ሰባት ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብዚ እዋን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መንእሰይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት መንእሰይ ትግራይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና ክብሉ ተዛሪቦም፡፡ ምክንያቱም ምስ መንእሰይ ብዘመናዊ ቋንቋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ” -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ ኢሎም፡፡ እዙይ ድማ ጥዕና ዘለዎ ፓለቲካዊ ውድብ ባህርያት ኣይኮነን ፤ሓዱሽ ነገር ዝሰምዕ እዝኒ የብሉን፤ ዝርእይ…
ስፓርት ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ወዲ 25 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ምርግጋዕን ንምርግጋፅ ብሓባር ክሰርሑ ይግባእ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትራት ምክልኻልን መራሕቲ ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዘተ ኣካይደን። እተን ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ዚምባብዌ፣ ዛምቢያ፣ ሪፓብሊክ ኮንጎ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖 Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2026 0 መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖 ፤ ኣብ ክልቲኦም ኣዋርሕ መሪሕ ዲጂታል ኣገልግሎታት፣ ሰፋሕቲ መሰረተ ልምዓታትን ኢኮ-ቱሪዝምን ዝተመረቑሉ ከምኡ እውን ስትራቴጂካዊ ዓለም ለኸ ምትሕብባራት ዝተጠናኸሩሉ ነይሩ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመረፃ ዕውትነት ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕውት ንክኾን ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣደም ፋራህ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኣወዳድባ ደቂ ኣንስትዮ ብምትሕብባር ‘ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ልምዓት ኢኮኖሚ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ዝጭበጥ ውፅኢት ይህብ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካን ንግድን ኢንቨስትመንትን ናብ ተረባሕነት ንምስግጋር ዘኽእል…
ቢዝነስ 4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ቀፃሊ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ፎረም ኢትዮጵያ ዘለዋ ምቹው ምህዳር ኢንቨስትመንት…