ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕክምና ካንሰር ህፃናት ብ8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰር ህፃናት ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ዝርከባ 8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሕክምና ካንሰር ተበፃሒ ንምግባር ሳተላይት ክሊኒካት ኣብ ምውዳብ ዘድሀበ መድረኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤላውያን ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ኔታንያሁ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ዜጋታት ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ጦር እስራኤል ኣብ ጋዛ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሃማስ ዘካይዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ካልኣይ ምዕራፍ ምጅማሩ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ኮንታ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ኮንታ ወረዳ ዙሪያ ኣመያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ገሊፁ፡፡ ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ኦፓላሸ ብግምት ምሸት ከባቢ ሰዓት 9 ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ስልጠና ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብ ስነ ስርዓት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ናብ ግዝኣታ ንኽኣትዉ ክትፈቅድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ኣብ ግዝኣታ ምንቅስቓስ ንኽኽእሉ ክትፈቅድ ምዃና ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ÷ ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሰለስቲአን ተፋሰስ ሃገራት ኮንፈረንስ ክሌማዊ ለውጢ…
ስፓርት ሱፐር ሰንዴይ ማንቹሪያን ደርቢ ኣብ ኦልድትራፎርድ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ማንቹሪያን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ቶተንሃም ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ሩዝ ኣብ ሓፂር እዋን ዓወት እናተመዝገበሎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢኒሼቲቫት ሕርሻ ቀዳማይ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ሩዝ ኣብ ሓፂር እዋን ዓወት እናተመዝገበሎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢኒሼቲቫት ሕርሻ ቀዳማይ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ልዑል ተስፋ ዝተውሃቦ ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Oct 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ልዑል ተስፋ ዝተውሃቦ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ዕላዊ ምስረታ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ሆሳኢና ሎሚ ተሳሊጡ። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም Desta Oct 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣካል መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮጀከት ኣብ ክልል ዓፋር ዝህነፅ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ስራሕ…
ቢዝነስ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፅታት ክፍሊት ልዕሊ 1 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተገይሩ Desta Oct 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፅታት ክፍሊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተገይሩ። እቲ ባንኪ ናይ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ…