ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ዝጠመተ ስምምዕነት ምስ ቻይና ምግባሩ ልዑል ዓወት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን እፎይታ መኽፈሊ ልቓሕ ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ዝጠመተ ስምምዕነት ምስ ቻይና ምግባሩ ልዑል ዓወት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ብሪክስ ጎኒ ንጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር…