ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንኣሰልጠንቲ ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ን60 ኣሰልጠንቲ "ብካፍ ዲ ላይሰንስ" ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ፌዴሬሽን ኤሊት ኢንስትራክተር ኣብራሃም መብራህቱ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐሌ ስልጠና እንትጅምር…