ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እሳለጦም ዝርከቡ ስራሕቲ ኢዮም – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ትምህርቲ ኣብ ምዝማን፣ ብፍልጠትን ስነ-ምግባርን ዝተሃነፀ ወለዶ ኣብ ምፍራይ እሳለጦም ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ…