ቢዝነስ ልዕሊ 245 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 245 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን 170 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኣታዊን 75 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ናውቲታት ወፃኢን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ንምጥንኻር ንዝፍፀሙ ስራሕቲ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒ9ስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ጄ. ማሲንጋ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ሓበራዊን ዛዕባታትን ምልዛቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ጉጅለ ልኡኽ ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ብምቕባል ኣዘራሪቦም Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዡ ዳቶንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ፥ መንግስቲ ቻይና ንፖሊስ ኢትዮጵያ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰራዊት እተዳሉ ብቐንዱ ንህዝባ ንምሕለው ኢዩ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰራዊት እተዳሉ ብቐንዱ ንህዝባ ንምሕለው ኢዩ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልካል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጀኔራል ኣበባው መበል 116 ምኽባር መዓልቲ ሰራዊት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ምኽክር ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ሞንጎአን ዘሎ ወታደራዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእለን ኩነታት ምኽክር ተገይሩ፡፡ ኣብ መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ንምዕዳምን ኣብቲ ዓውዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወታደራዊ ርክብ ንምጥንኻር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምኽንያት ብምግባር ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 116 በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምኽንያት ብምግባር ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ጌታቸው ጉዲና ኣብቲ ፓናል ዘተ÷ “ኢትዮጵያ ንዘበናት ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ምስ ኣመራርሓታት ግሩፕ ኤች ቢኤም ግሩፕ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣመራርሓታት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ዝሃንፅ ኩባኒያ ኣፍራዪ እታወት ሕክምና ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ግሩፕ ኤች ቢ ኤም ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሲሪንጋታት ዘፍሪ ኩባንያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሽምግልና እተን ሃገራት ናብ ሰላም ዘብፅሕ እንተኾይኑ ቻይና ዝኾነ ይኹን ናይ መፍትሒ ስጉምቲ ኣጥቢቓ ትድግፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ምትሕብባር ሕውነት ኢትዮ-ቻይና ዘቲዮም Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ምትሕብባር ሕውነት ኢትዮ-ቻይና ቤቲ ዙ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኮሚቴ ካብ ዝጣየሽ ኣትሒዙ ክሳብ ሐዚ ኣብ ዘምፅኦም ውፅኢታት ከምኡውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ ኤምባሲ ተቐራሪቡ ምስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ፍልስጤምን ህፁፅ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ኣመልኪቱ መበል 10 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘካይድ ፕሬዚዳንት እቲ ጉባኤ ዴኒስ ፍራንሲስ ኣፍሊጦም። ኣቦ መንበር ጉጅለ ዓረብን ኣቦ መንበር ትካል እስላማዊ ምትሕብባርን ዝኾኑ…