ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክወዳደራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 3፡50 ናይ ምሸት ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳን ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉን ንኢትዮጵያ በምውካል ዝሳተፋ ኣትሌታት ኢየን።
ኣትሌት ጉዳፍ ብ10…