ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም።
እቶም ሚኒስትርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ጋምቤላ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ…