Fana: At a Speed of Life!

ሳፋሪኮም ግልጋሎት ሞባይል መተሓላለፊ ገንዘብ ‘ኤም-ፔሳ’ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ከጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ግልጋሎት ሞባይል መተሓላለፊ ገንዘብ 'ኤም-ፔሳ' ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣብ ግልጋሎት ከምዘውዕል ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ንስለስተ ኣዋርሕ ብፈተነ ዝፀንሐ፣ ቴክኒካል ድልዉነቱ ዝዛዘመ፣ ምስ ባንኪታት…

በዓል ኣሸንዳ ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብርታቱ ብተወሳኺ ሓድነትና እነጠናኽረሉን ቁጠባዊ ዓቕሚ እንፈጥረሉን ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ እንዘኹዕ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትውፊት ጥራሕ ዘይኮነስ ሓድነት ዝጠናኽረሉን ዓብይ ቁጠባዊ ዓቕሚ ዝፍጠረሉን ክኸውን ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ…

ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ። እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት…

ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሸነን ኮሉ ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ከምዝወለደት ተገሊፁ። ወናኒት እታ ላሕሚ ወይዘሮ ኣሻ ኣሊይ÷ እታ ላሕሚ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሓሰ ግዘ ክልተ ምራኹት ወሊዳ ከምዝነበረት ኣዘኻኺረን፡፡ ኣብዚ ሕዚ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ህንፀት ማእኸላት ስብእና መናእሰይ ንዘበርከተኦ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ማእኸላት መስፋሕፍሒ ማርሻል ኣርት፣ መዘውተሪ ስፖርትን ህንፀት ስብእና መናእሰይን ንዘበርከተኦ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ብዓለም ለኸ ፌዴሬሽናት ኣፍልጦ ተዋሂቡወን። ነተን ከንቲባ ኣፍልጡ ዝሃቡወን ድማ፤…

ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፈርዲናንድ ቦንቦንግ ማርከስ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፊሊፒንስ ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ደሴ ዳልኬ ደብዳበ ሹመቶም ፕሬዚዳንት ፊሊፒንስ ፈርዲናንድ…

ን6 ተመረቕቲ ‘ስታርትኣፕ’ ንሕድሕዶም መጀመሪ ስራሕ ዝኸውን ፍርቂ ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ክእለት ውፅኢት ፈጠራ ንዘመዝገቡ ሽዱሽተ ተመረቕቲ ‘ስታርትኣፕ’ ንሕድሕዶም መጀመሪ ስራሕ ዝኸውን ፍርቂ ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንተርናሽናል ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 4 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ መምህራን ንምህናፅ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ሺሕን 500 መንበሪ ኣባይቲ መምህራን ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልሚን ምድላው በጀትን እቲ ቢሮ ሃሰን እንድሪስ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ፅሬት ትምህርቲ ኣብ…

ልዕሊ 99 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ጉምሩኽ ድሬዳዋ ልዕሊ 99 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ፡፡ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ንትሮባንድ÷ መለዋወጢ መኪና፣ ጓማታት፣ ሓደሽቲ ክዳውንቲ፣ ጫማታት፣ ኣቑሑት ገዛን ምግቢ…

ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ሂቡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ንኩለን ዩንቨርስቲታት ሎሚ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ ብቦርድ ኣብ ዝፀደቐን ብሚኒስቴር…