ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ ነሓሰ 30 ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ 30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ሓምለ እናተሸጦ ብዝነበን ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ምንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ እዋናት ዕዳጋ ነዳዲ ዓለም መበገሲ ብምግባር ኣድላዪ ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጀይ ባንጋ ኣብ ካልኣይ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ፃንሒቶም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም። ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘድሀበ ከምዝኾነ እቲ ባንኪ ኣብ ትዊተር ገፁ ኣብ ዘመሓለለፎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን እቲ ዞባ ገሊፁ። የዞኑ ባህል እና ቱሪዝም መምሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዋና ፈፃሚ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰሎን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣረጋጊፆም፡፡ ሎሚ ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ሼዳት ተመሪቖም ንስራሕ ድሉዋት ኮይኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ 100 ሺሕ 414 ካሬ ሜትሮ መሬት ዝተሃነፁ 158 መስርሒ ሼዳት ተመሪቖም ብትግሃት ንዝስርሑ ሰባት ድሉዋት ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ኣብ ወርሒ ሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ዘቲየን Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ኡልቪ ሜዲዬቭን ጉጅለ ልኡኸንን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ዘበናዊን ቅልጡፍ ኣገልግሎትን ኣብ ሓደ ማእኸል ምሃብ ኣብ ዘኽእል መገዲታት ተላዚበን።…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ቁፅሪ ሸቶታት ተዓዊታ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ሸቶታት ተዓዊታ። ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ0 እግሪ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ምስ ዛንዚባር መሰተአን ኣብ ዝገበርኡ ፀወታ 6 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ (ዶ/ር)፥ ካብቲ 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 144 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ብምትሕልላፍ 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ። ናብቲ ጉጅለ ንምሕዋስ ድልዋት ካብ መንጎ ዝኾና ሃገራት፥ ቦሊቪያ ከምዝተሓወሰት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሮሄልዮ ማይታ ተዛሪቦም። ካብ 22 ክሳብ 24 ነሓሰ 2023…