ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ኣብ ዘለዉ ሓበራዊ ጉዳያትን ሰናይ ርክቦም ብዝበለፀ ምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸገር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ገፈርሳ ጉጄ ከባቢ ገፈርሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ትሽዓተ ሰባት ከቢድን ቀለልን ጉድኣት ከመዘጋጠመ መምርሒ ፖሊስ ዲቪዥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ትርከብ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ከምትርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሓበራዊ ርድኢት ብምፍጣር ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንኽጠናኸር ምስራሕ ይግባእ – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ሓበራዊ ርድኢት ብምፍጣር ዝተጀመረ ከይዲ ሰላምን ልምዓትን ንኽጠናኸር ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ገሊፆም። ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)÷ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ከይዲ ምሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስን ኢንስቲትዩት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ብሓገዝ ባንኪ ዓለም ዝተሃነፀ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብርታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል÷ "በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ንሕውየትን "ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ዝተውሃበ ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን ናይ መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዕለት ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተፈታኝ ፈተናኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡…