Fana: At a Speed of Life!

ኣማካሪ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብኣማኻሪ እቲ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም ስዒቡ÷ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት መንግስቲ ፌዴራል ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን ቁጥር 1 ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁፅሪ 6 /2015 ዓንቀጽ 5 መሰረት ብምግባር÷ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ነዞም ዝስዕቡ…

ካብ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ዝተጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ዘሳለጦም ቀዳማይ ምዕራፍ ተግባራት ገምጊሙ፡፡ ትልሚ ቀዳማይ ምዕራፍ እቲ እዚ÷ ኣብ ከባቢ ባህርዳር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ደብረ ብርሃን፣ ላሊበላ፣ ጎንደርን ሸዋ ሮቢትን ዝተኣኻኸበ ኣብ ዘረፋን ጥፍኣትን ዝተዋፈረ ጉጅለ…

ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ሃሪ ማጓየርን ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ተኸላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዪናይትድ ዝኾነ ሃሪ ማጓየርን ተፀዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ሳውዝሃምፕተን ጄምስ ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ። ዌስትሃም ዩናይትደ ቅድም ክብል ንማጓየር 20 ሚሊየን ፓውንድ…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣንን ሰብ ሃፍቲ ቻይናን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን  ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ተወካሊ ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ እስኮት ሆክላደር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ እቲ ክልልን ዓልም ተራድኦ ትካል…

ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወት 41 ፍልሰተኛታት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያን ደሴት ላምፔዱሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወት 41 ፍልሰተኛታት ምሕላፉ ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ሰባት ገሊፆም። ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ኣርባዕተ ሰባት ንሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓደጋ ፍልሰተኛታት ኣሳፊራ ካብ…

ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ቻርለስ ካራንባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራንባ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቻርለስ÷ ቅዳሕ ደብዳቤ ሹመት ሎሚ ንዋና ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መላኩ በዳዳ ኣቕሪቦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባ እተን ሃገራት፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራ ዘሎ…

ኣርቲስት ኣብነት ዳግም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ኣብነት ዳግም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ንነዊሕ እዋን ኣብ ሕማም ዝፀንሐ ኣርቲስት ኣብነት÷ ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ፡፡ ኣርቲስት ኣብነት ኣብ ብዙሓት ቴኣትራት፣ ፊልምታትን ድራማታትን ተዋሳኣይ ኮይኑ ብምስታፍ ኣፍልጦ…