Fana: At a Speed of Life!

ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 43 ሺሕ ቶን ቅመማቕመም ንማእኸላዊ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 43 ሺሕን 141 ቶን ቅመማቕመም ናብ ማእኸላዊ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡን፣ ሻሂን ቅመማቕመምን እቲ ክልልን ሓላፊ ዘፈር ልምዓትን ሓለዋን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰት ብሩታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ…

9ይ ፎረም ኮሙኒኬሽንን ዲፕሎማሲን ማይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ 9ይ ፎረም ኮሙኒኬሽንን ዲፕሎማሲን ማይ “ጥንኩር ዲፕሎማሲን ኮሙዩኒኬሽንን ንዘላቒ ልምዓት ሃፍቲ ማይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር/ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ…

ፕሮግራም ብሄራዊ ተሃድሶ ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር ዘፈር ውልቀ ብንቕሓት ንኽሳተፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ብሄራዊ ተሃድሶ ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር ዘፈር ውልቀ ተሳትፎ ንኽገብር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዛተ ኣሎ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሽት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2023/24 ሎሚ ምሽት ጋንታ በርንሌይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅምር ኢዩ  ጨዋታ ጅማሮውን ያደርጋል፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ሓዳሽ ናብቲ ሊግ ዝዓበየት ጋንታ ርንሌይ ምስ…

ልዕሊ 247 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ኮኬይን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ 29 ነጥቢ 2 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኮኬይን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ፡፡ እቲ ዝተትሓዘ ኮኬይን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ÷ 247 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ምዃኑ ካብ ኮሚሽን ጉምሩኽ…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣድላዪ እታወት ትምህርቲ ንምምላእ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ኣድላዪ እታወት ትምህርቲ ንምምላእ ሓገዝ ንኽግበር ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዑሽ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ…

ተምሃሮ ፍልጠት ምሽማት ዕላመኦም ብምግባር ክጎዓዙ ይግባእ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኤሜሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዝኸዱ ተምሃሮ ኣብ ጉዕዘኦም ብቀዳማይ ዲግሪ ካብ ምምራቕ ብተወሳኺ  ፍልጠት ምሽማት ዕላመኦም ብምግባር ክጎዓዙ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም። እቶም…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲን ዶብ ተሻገርቲ ዝተወደቡ ገበናተን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኢትዮጵያን ፣ ኬኒያ፣ ሶማሊያ ፣ ጅቡቲን ሲሼልስን ዘካተተን ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ፀብፃባት መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐድሙን ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩን ክኾኑ ይግባእ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃባት መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐድሙን ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩን ክኾኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያን ኣቢሉ…