Fana: At a Speed of Life!

ፖርቹጋል ንሳልሳይ ግዜ ዘጋጠማ ልዑል ባርዕ ሓዊ ንምምካት ትፅዕር ኣለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋል ንሳልሳይ ግዜ ዘጋጠማ ልዑል ሆቦብላ ንፋስ  ባርዕ ሓዊ ንምምካት ፃዕሪ ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ። ትማሊ ሰኑይ 800 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ምቁፅፃር ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቓ ደቡባዊት ከተማ ኦዲሚራ ዝተወለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ዝተሳተፉ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ድሕንነቱ ዝተሓለወ ምስክር ወረቐት መረዳእታ ትምህርቲ ንዝተመደቡ ትካላት ምሃብ ከምዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኾነ…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…

125 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 125 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላ÷ ኣፈፃፅማ ትልሚ ስራሕ 2015 ዓ.ም እቲ ግልጋሎት…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ተምሃርኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ልዕሊ 2 ሺሕ ስሩዓትን ሓደሽትን ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዓሊሙ ኢዩ ተምሃሮኡ ዝቕበል…

ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 11 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ – ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ 117 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን÷ ዝነዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ካብ ዝገዝኦ 13 ሚሊየን 975 ሺሕን 520…

ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ሰመራ ነቶም ስራሕቲ እናተዘዋወሩ ይዕዘቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ግዜኢ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ድሙቕ…

35 ሺሕ 870 ወገናት ካብ ጎደና ብምልዓል ስራሕቲ ምጥያሽ ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 35 ሺሕ 870 ወገናት ካብ ጎደና ብምልዓል ስራሕቲ ምጥያሽ ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ወፃኢኡ ብመንግስቲ ከምዝተሸፈነ እውን ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ጉጅለ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን…