ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መናበዪ ኣረጋዊያን ተመሪቑ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መዕረፊ፣ ክንክንን መናበዪን ኣረጋዊያን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል፥ 730 ኣረጋዊያን ንምንባይ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣገልግሎት ሕክምና ዝወሃበሎም…
ስፓርት ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ። ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ኣብ ኮትዲቫር ንዝካየድ ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዳያኑ ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። 85 ሰብ ሞያታት ዕላዊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ድሕንነት ቻይና ዓቕሚ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንምምዕባል ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ድሕንነት ቻይና ዓቕሚ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንምምዕባል ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብምክትል ዋና ዳይሬክተር ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይና …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታንያ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታንያ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ገይሩ። እቲ ደገፍ ብቀይሕ መስቀል ብሪታንያን ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድስን ኣቢሉ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ኣተሓላልዋ ጥዕና፣ ፅሩይ መስተ ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብቅርቅርቲ እቲ ግድብ ማይ ኣይፈስስን- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቅርቅርቲ እቲ ግድብ ማይ ነሳይ ምፍሳስ ዕድል ከምዘይህሊ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስራሕቲ ስቪል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲን ኣብ ሰሜን ኮሪያ ዑደት ንክገብሩ ኪም ጆንግ ኡን ዘቕረቡሎም እንግዶት ተቐቢሎም Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሰሜን ኮሪያ ዑደት ንክገብሩ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ዘቕረቡሎም እንግዶት ተቐቢሎም። ኣብ ሩሲያ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ኪም ጆንግ ኡን፥ ሃገሮም ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 5 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንመምህራን ክወሃብ ኢዩ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንመምህራን ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከመዝገለፆ፥ እቲ ስልጠና ንልዕሊ 37 ሺሕ መምህራንን ኪኢላታትን ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 104 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምምሕያሽ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 104 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ቦርድ ዳይሬክቶሬት እቲ ባንኪ ካብ ዘፅደቖ እቲ 52 ሚሊየን ዶላር ካብ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ። ዝተረፈ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም፡፡ እቲ መብርሂ ዝሃቡ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ደቡብ ኮሪያ ሃክ ቼል ሺንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን…